እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።

ናብ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታ ንምብጻሕ [መላግቦ ‘ምሉእ ትሕዝቶ’] ተጠቐሙ

ብዛዕባ ዳታ ምቝጣብ ንምፍላጥ ኣብዚ መላግቦ ነዚ ዝገልጽ ዓንቀጽ ጠውቑ

ኔታንያሁ፡ ‘እዚ እዋን ኲናት’ዩ’ ብምባል ምስ ሓማስ ተኹሲ ደው ምባል ነጺጕ

ትካላት ረድኤት ሕቡራት ሃገራት እቲ ኣብ ሞንጐ እስራኤልን ሓማስን ዝቕጽል ዘሎ ጐንጺ ጠጠው ክብል ይሓታ ኣለዋ። ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ግን፡ ምቁራጽ ተጻብኦ “ንሓማስ ኢድ ምሃብ’ዩ” ብምባል ነቲ ዝቐርብ ዘሎ ጻውዒታት ነጺጉ።

ቀጥታዊ ሸፈነ

  1. ሰራዊት እስራኤል፡ ኣብ ዝርዝር ኣብ ልዕሊ ህጻናት ግህሰት ዝፍጽሙ ኣትዩ

  2. ሱዳን: ኣብ ሓንቲ ቑሸት ብዝተፈጸመ ጃምላዊ ቕትለት 150 ሰባት ሞይቶም ከይኰኑ ተሰጊኡ

  3. ሶማልያ፡ ኣባል ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኰይና ምምራጻ ዝፈጠሮ ተስፋ

  4. እስራኤል ኣብ ማእከላይ ቃዛ ሓድሽ ወተሃደራዊ ስርሒት ጀሚራ፤ ኣስታት 70 ነበርቲ ተቐቲሎም

  5. ኣመሪካ: እስራኤል ነቲ ባይደን ዘቕረቦ እማመ ክትቕበሎ ትጽቢት ይግበር ኢላ

  6. ሓማስ ከይዓነወ ምቁራጽ ተኹሲ ኣይክህሉን - ቤንጃሚን ኔታንያሁ

  7. ባይደን፡ ኲናት ቓዛ ደው ንክብል 'እማመ እስራኤል' ወግዓዊ ገይሩ

  8. ሕልመይ ሙዚቃ ኢትዮጵያ ኣብ ኩሉ ጸለምቲ ዘለውዎ ቦታ ንክስማዕ’ዩ - ቶማስ ጎበና

  9. እስራኤል ንመላእ ዶብ ቓዛ ከም ዝተቘጻጸረት ኣፍሊጣ

  10. ቀይሕ ባሕሪ፡ ብሚሳይላት ዝተሃርመት መርከብ ትጥሕል ኣላ

  11. እስራኤል፡ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ብዝቐጸለ ናዕቢ ሓደ ሰብ ተቐቲሉ

  12. ብደብዳብ ኣየር ዝዅነን ዘሎ ነታንያሁ ኲናት ከም ዝቕፅል ተሓንዩ

  13. ራፋሕ፡ ብዙሓት ሲቪላውያን ዝቐተለ መጥቃዕቲ እስራኤል 'ዘሕዝን ጌጋ'ዩ'- ነታንያሁ

  14. ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝጠቐሶ 'ካልእ ፍሕሶ ኲናት' ካብ ምንታይ ዝብገስ እዩ?

  15. ሰብኣዊ ሓገዝ ቃዛ፡ እስራኤላውያን ኣብ ክልተ ተመቒሎም ነንሕድሕድ ይቃለሱ

  16. ዓለም ንጉዳይ ሱዳን ጸማም እዝኒ ሂባቶ ከም ዘላ ሰብ ሞያ ሕቡራት ሃገራት ገሊጾም

  17. ቤት ፍርዲ ሕቡራት ሃገራት እስራኤል ኣብ ራፋሕ ተካይዶ መጥቃዕቲ ደው ከተብል ኣዚዙ

  18. ኣየርላንድ፡ ኖርወይን ስጳኛን ንፍልስጤም ከም ሃገር ኣፍልጦ ክህብኣ እየን

  19. ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበን እገዳ ክትገብር ከም እትኽእል ኣአንፊታ

  20. በንያሚን ነታንያሁ ንዝወጽኦ ትእዛዝ ማእሰርቲ ኰኒኑ