እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።

ናብ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታ ንምብጻሕ [መላግቦ ‘ምሉእ ትሕዝቶ’] ተጠቐሙ

ብዛዕባ ዳታ ምቝጣብ ንምፍላጥ ኣብዚ መላግቦ ነዚ ዝገልጽ ዓንቀጽ ጠውቑ

ኔታንያሁ፡ ‘እዚ እዋን ኲናት’ዩ’ ብምባል ምስ ሓማስ ተኹሲ ደው ምባል ነጺጕ

ትካላት ረድኤት ሕቡራት ሃገራት እቲ ኣብ ሞንጐ እስራኤልን ሓማስን ዝቕጽል ዘሎ ጐንጺ ጠጠው ክብል ይሓታ ኣለዋ። ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ግን፡ ምቁራጽ ተጻብኦ “ንሓማስ ኢድ ምሃብ’ዩ” ብምባል ነቲ ዝቐርብ ዘሎ ጻውዒታት ነጺጉ።

ቀጥታዊ ሸፈነ

  1. እስራኤልን ሕዝቦላህን ተዅሲ ከቋርጹ ከም ዝተሰማምዑ ኣመሪካ ገሊጻ፡ ተወሳኺ መጥቃዕትታት ኣብ ሊባኖስ ቀጺሉ

  2. ኣብ ኤርትራ 'ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት' ከም ዝቐጸለ ሕቡራት ሃገራት ይገልጽ፡ መንግስቲ ግን ይነጽጐ

  3. ስምምዕ ኢራን፡ ስለምንታይ እዩ ንህዝቢ ዘየሐጉሰ?

  4. ስምምዕ ኣመሪካን ኢራንን እንታይ ዝሓዘ እዩ?

  5. ስምምዕ ኢራን ንፖለቲካዊ መጻኢ ናታንያሁ ከም 'ዘባህርር ሕልሚ' ድዩ?

  6. ትራምፕ ምስ ኢራን ንዝተግብረ ስምምዕ ይውድስ፡ ሕቶታትን ስግኣታትን ግን ገና ኣይተኣልዩን

  7. ውዕል ምብቃዕ ውግእ ኢራን፡ ናብ ዳግማይ ምኽፋት መጻብቦ ሆርሙዝ ክመርሕ ድዩ?

  8. ኢራንን ኣመሪካን ምቍራጽ ተዅሲ ክዕቅባ ዝኸበደሉ 4 ምኽንያታት

  9. ትራምፕን ነታንያሁን፡ ትልሚ ምቕያር ማእከላይ ምብራቕን ዝፈጠርዎ ዘይዓርፍ ቅልውላውን

  10. ኲናት ኢራንን እስራኤልን፡ ዓቕሚ ምጽዋር ቴህራን ይዓቢ ምህላዉ ዘርኢ ድዩ?

  11. ብዛዕባ ንትራምፕን ናታንያሁን ዘባኣሰ ርክብ ተሌፎን እንታይ ንፈልጥ?

  12. ትራምፕ ኵናት ክውዳእ'ዩ ዝደሊ፡ ኢራን ግን ንድሕሪት ትምለስ ኣይትመስልን'ያ- ትንተና

  13. ኢራን: 20 ወተሃደራዊ ማእከላት ኣመሪካ ከም ዘዕነወት ሓድሽ መርመራ ቢቢሲ ኣረጋጊጹ

  14. ትራምፕ፡ ኣብ እማመ ስምምዕ ኣመሪካን ኢራንን ክልወጥ ዝደለዮ እንታይ እዩ?

  15. ትራምፕን ኣማኸርቱን ናብ ኣኼባ ድሕሪ ምእታዎም እንታይ ተባሂሉ?

  16. ዘይነጸረ ዘተ ኣመሪካን ኢራንን፡ ቫንስ ብዛዕባ እቲ ስምምዕ እንታይ ይብል?

  17. ኣመሪካ፡ ኣብ ሰለስተ መዓልታት ንኻልኣይ ግዜ ንዒላማታት ኢራን ኣጥቂዓ

  18. ኣሕመዲነጃድ፡ ካብ ዕሉል ጸላኢ ናብ ተስፋ እስራኤል

  19. ዒድ ኣል ኣድሓ፡ ንምንታይ’ዩ ኣብ እዋን ሃይማኖታዊ በዓላት እንስሳ ዝሕረዳ?

  20. ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ደቡባዊ ኢራን ሓድሽ መጥቃዕቲ ፈፂሙ