እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።

ናብ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታ ንምብጻሕ [መላግቦ ‘ምሉእ ትሕዝቶ’] ተጠቐሙ

ብዛዕባ ዳታ ምቝጣብ ንምፍላጥ ኣብዚ መላግቦ ነዚ ዝገልጽ ዓንቀጽ ጠውቑ

ኔታንያሁ፡ ‘እዚ እዋን ኲናት’ዩ’ ብምባል ምስ ሓማስ ተኹሲ ደው ምባል ነጺጕ

ትካላት ረድኤት ሕቡራት ሃገራት እቲ ኣብ ሞንጐ እስራኤልን ሓማስን ዝቕጽል ዘሎ ጐንጺ ጠጠው ክብል ይሓታ ኣለዋ። ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ግን፡ ምቁራጽ ተጻብኦ “ንሓማስ ኢድ ምሃብ’ዩ” ብምባል ነቲ ዝቐርብ ዘሎ ጻውዒታት ነጺጉ።

ቀጥታዊ ሸፈነ

  1. ኲናት ካብ ዘንጸላልዋ ዘሎ ሊባኖስ ክወጹ ዘይክኣሉ ኣፍሪቃውያን

  2. ኲናት ቓዛ፡ ሓድሽ እማመ ሰላም ኣመሪካ እንታይ ዝሓዘ እዩ?

  3. ቀይሕ ባሕሪ፡ ሓይልታት ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ሑቲ መጥቃዕትታቶም ይቕጽሉ

  4. ፕረዚደንት ሶማልያ፡ ‘ኢትዮጵያ ልኡላውነት ሶማልያ ክሳብ ዘየኽበረት ዝርርብ ዝበሃል የለን'

  5. እስራኤል ኣብ ልዕሊ ሊባኖስ ብዝፈጸመቶ መጥቃዕቲ ኣየር፡ ኣደ ምስ ክልተ ደቃ ሓዊሱ 10 ሰባት ተቐቲሎም

  6. ባይደን፡ስምምዕ ምቍራጽ ተዅሲ ቓዛ ዕሽሽ ክበሃል ከምዘይግባእ ኣተሓሳሲቡ

  7. እስራኤል - ኢራንን፡ ካብ ውክልና ኲናት ናብ ዝዓበየ ስግኣት ዞባዊ ግጭት

  8. እስራኤላውያን ሰፋሮ ንቁሸት ፍልስጤማውያን ምዕራባዊ ገማግም ኣቃጺሎም

  9. ሓማስ፡ ስለምንታይ እዩ ኣብቲ ልዑል ትጽቢት ዝተነብሮ ዘተ 'ኣይሳተፍን' ኢሉ?

  10. ኣብ ክልል ኣምሓራ ብዕጡቓት ዝተጨውየ ሰራሕተኛ ረድኤት ከምዝተቐትለ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ

  11. ቓዛ፡ ሓደስቲ ዝተወለዱ ማናቱ ምስ ኣደኦምን ዓባዮምን ብደብዳብ ነፈርቲ እስራኤል ተቐቲሎም

  12. ያሕያ ሲንዋር መራሒ ሓማስ ኰይኑ ምምራጹ ንቓዛን እስራኤልን እንታይ ትርጕም ኣለዎ?

  13. ኣመሪካ፡ ግብጽን ቐጠር፡ እስራኤልን ሓማስን ዘተ ክጅምሩ ኣተሓሳሲበን

  14. ኢራን ንቕትለት መራሒ ሓማስ ኣብ ‘ልክዕ ግዜኡ’ ሕነ ክትፈዲ ምዃና ኣፍሊጣ

  15. ሓማስ፡ ንያሕያ ሲንዋር ጠቕላላ መራሒኡ ገይሩ ሸይሙ

  16. ወጥሪ ሕዝቦላህ - እስራኤል፡ ኣብ ሊባኖስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን እንታይ ይብሉ?

  17. መጥቃዕቲ ኢራን ዘሻቐሎ ባይደን ምስ ኣባላት ሃገራዊ ድሕነት ሃገሩ ተዘራሪቡ

  18. ወጥሪ እስራኤልን ኢራንን ዘሻቐለን ሃገራት ዜጋታተን ካብ ሊባኖስ ክወጽኡ ኣተሓሳሲበን

  19. ኢራን ንእስራኤል ድሕሪ ምፍርራሓ ኣመሪካ ነፈርትን መራኽብ ውግእን ኣዋፊራ

  20. ወጥሪ ኢራን-እስራኤል ንዓለም ናበይ ይወስዳ ይኸውን?