እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።

ናብ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታ ንምብጻሕ [መላግቦ ‘ምሉእ ትሕዝቶ’] ተጠቐሙ

ብዛዕባ ዳታ ምቝጣብ ንምፍላጥ ኣብዚ መላግቦ ነዚ ዝገልጽ ዓንቀጽ ጠውቑ

ኔታንያሁ፡ ‘እዚ እዋን ኲናት’ዩ’ ብምባል ምስ ሓማስ ተኹሲ ደው ምባል ነጺጕ

ትካላት ረድኤት ሕቡራት ሃገራት እቲ ኣብ ሞንጐ እስራኤልን ሓማስን ዝቕጽል ዘሎ ጐንጺ ጠጠው ክብል ይሓታ ኣለዋ። ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ግን፡ ምቁራጽ ተጻብኦ “ንሓማስ ኢድ ምሃብ’ዩ” ብምባል ነቲ ዝቐርብ ዘሎ ጻውዒታት ነጺጉ።

ቀጥታዊ ሸፈነ

  1. ኢራን ኣብ ልዕሊ እስራኤል ዘካየደቶ መጥቃዕቲ 'ዕድመ-ስልጣን ነታንያሁ' ዘናውሕ ዶ ይኸውን?

  2. ኢራን ኣብ ልዕሊ እስራኤል ብዝፈጸመቶ መጥቃዕቲ መን ከሲቡ? መንከ ከሰረ?

  3. ኢራን - እስራኤል፡ መበገሲ ኣብ መንጐአን ዘሎ ወጥሪ እንታይ'ዩ?

  4. መጥቃዕቲ ኢራን ኣብ ሲቪላዊ በረራታት ዘስዓቦ ጸገማት

  5. ኢራን ስለምንታይ’ያ ንእስራኤል ኣጥቂዓታ?

  6. ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኢራን ኣብ ዝካየድ ዝዀነ መጥቃዕቲ ሕነ ምፍዳይ ከምዘይትጽንበር ኣፍሊጣ

  7. ብመጥቃዕቲ እስራኤል ዝተቐትሉ ደቂ መራሒ ሓማስ ኣብ ፖለቲካ ይነጥፉ ነይሮም ድዮም?

  8. ብሪጣንያ ሰብኣልቦ-ነፈርቲ ኢራን ከምዘውደቐት ኣፍሊጣ

  9. ‘ኣይረን ዶም’፡ እስራኤል እትምከሓሉ ጸረ-ሚሳይል እንታይ እዩ፡ ብኸመይከ ይሰርሕ?

  10. ኢራን፡ እስራኤል ሕነ ክትፈዲ ከይትፍትን ኣጠንቂቓ

  11. ኢራን፡ ብሚሳይላትን ድሮናትን ዝተሰነየ መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ እስራኤል ከፊታ

  12. ኢራን ምስ እስራኤል ምትእስሳር ዘለዋ መርከብ መንዚዓ

  13. ጆ ባይደን፡ ኢራን ኣብ ልዕሊ እስራኤል መጥቃዕቲ ከይትፍጽም ኣጠንቂቑ

  14. ሱዳን፡ እቲ ዝተረሰዐ ኲናትን ኣብ ዓለምና ዝኸፍአ ቅልውላው ጥምየትን

  15. መራሒ ሓማስ፡ ሰለስተ ደቁን ደቂ ደቁን ብመጥቃዕቲ እስራኤል ከም ዝተቐትሉ ገሊጹ

  16. ጆ ባይደን፡ ነታንያሁ ‘ጌጋ ይፍፅም ኣሎ’ ክብል ነቒፉ

  17. ንሃገረ ፍልስጤም ኣፍልጦ ከምትህብ ኣውስትራልያ ኣሚታ

  18. ኲናት ቓዛ፡ እስራኤል ብሓቂ ንሓማስ ከተጥፍኦ ቀሪባ ድያ?

  19. እስራኤል ስለምንታይ ሰራዊታ ኣብ ደቡብ ቓዛ ነክያ?

  20. ኣሸሓት እስራኤላውያን፡ ጅሆ ዝተትሓዙ ሰባት ንምፍታሕ ስምምዕ ክግበር ሓቲቶም