እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።

ናብ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታ ንምብጻሕ [መላግቦ ‘ምሉእ ትሕዝቶ’] ተጠቐሙ

ብዛዕባ ዳታ ምቝጣብ ንምፍላጥ ኣብዚ መላግቦ ነዚ ዝገልጽ ዓንቀጽ ጠውቑ

ኔታንያሁ፡ ‘እዚ እዋን ኲናት’ዩ’ ብምባል ምስ ሓማስ ተኹሲ ደው ምባል ነጺጕ

ትካላት ረድኤት ሕቡራት ሃገራት እቲ ኣብ ሞንጐ እስራኤልን ሓማስን ዝቕጽል ዘሎ ጐንጺ ጠጠው ክብል ይሓታ ኣለዋ። ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ግን፡ ምቁራጽ ተጻብኦ “ንሓማስ ኢድ ምሃብ’ዩ” ብምባል ነቲ ዝቐርብ ዘሎ ጻውዒታት ነጺጉ።

ቀጥታዊ ሸፈነ

  1. እስራኤል ነቲ ቀንዲ ኣዛዚ ሰራዊት ሓማስ ከም ዝቐተለት ኣፍሊጣ

  2. ኢራን መራሒ ሓማስ ኣብ ሃገራ ድሕሪ ምቕታሉ ሕነ ክትፈዲ ተሓንያ

  3. እስራኤል ላዕለዋይ ኮማንደር ሕዝቦላህ ቀቲላ፤ ቅልውላው ማእከላይ ምብራቕ ከይዓርግ ተሰጊኡ

  4. ንእስራኤል ኣጨኒቘም ዘለዉ ኣውራ መራሕቲ ሓማስ መን'ዮም?

  5. ላዕለዋይ መራሒ ሓማስ እስማዒል ሃኒያ ኣብ ኢራን ተቐቲሉ

  6. ሕዝቦላህ ጽልዋኡ ከመይ'ዩ? ኣንጻር እስራኤል’ከ ኲናት ክጅምር ተኽእሎ ኣሎ’ዶ?

  7. እስራኤል ካብ ሂዝቦላሕ ንዝተፈጸማ መጥቃዕቲ ሕኔኣ ከምዝፈደየት ገሊጻ

  8. እስራኤል ኣብ ቤት ትምህርቲ ቓዛ ብዝፈጸመቶ መጥቃዕቲ 30 ሰባት ተቐቲሎም

  9. ብሪጣንያ፡ ኣብ ልዕሊ ቤንያሚን ኔታንያሁ ክወጽእ ዝተሓተተ ትእዛዝ ማእሰርቲ ካብ ምብዳህ ስሒባ

  10. ‘ሓማስ ዝዘርግሖ’ መፈራርሒ ቪድዮ ሓቂ ድዩ ወይስ ሩስያ እያ?

  11. ካማላ ሃሪስ፡ ኲናት ቓዛ ደው ዝብለሉ እዋኑ እዩ ክትብል ንነታንያሁ ኣተሓሳሲባ

  12. ነታንያሁ፡ ባይደን ድሕሪ ምስሓቡ ምስ መን ክመክር ይኽእል?

  13. ቓዛ፡ ‘ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልታት 150 ሽሕ ሰባት ካብ ከሃን ዮኒስ ሃዲሞም’ ተባሂሉ

  14. ግጭት እስራኤልን ሕዝቦላህን ዘስዓቦ ዘይተጸውየሉ ዕንወትን ራዕድን

  15. እስራኤል፡ ሑቲ ኣብ ተልኣቪቭ ንዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ መልሲ ሂባ

  16. ብኦቲዝምን ዳውን ሲንድሮምን ዝሳቐ መንእሰይ ብከልቢ ሰራዊት እስራኤል ተነኺሱ ክመውት ተገዲፉ - ኣደ

  17. እስራኤል ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ ዝወሃበሉ ቦታ ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ 90 ሰባት ተቐቲሎም - ሚኒስትር ጥዕና ቃዛ

  18. ዘስካሕክሕ ዕንወት ዘኸተለ መጥቃዕቲ እስራኤል ኣብ መዓስከር ቓዛ

  19. ኢራን፡ ዓወት ሓድሽ መራሒ ስለምንታይ እዩ 'ስንባደ' ፈጢሩ ዘሎ?

  20. እስራኤል፡ ኣብ መንጐ ኤርትራውያን ብዝተላዕለ ባእሲ ሓደ ሰብ ተቐቲሉ ካልእ ብኸቢድ ቆሲሉ