እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።

ናብ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታ ንምብጻሕ [መላግቦ ‘ምሉእ ትሕዝቶ’] ተጠቐሙ

ብዛዕባ ዳታ ምቝጣብ ንምፍላጥ ኣብዚ መላግቦ ነዚ ዝገልጽ ዓንቀጽ ጠውቑ

ኔታንያሁ፡ ‘እዚ እዋን ኲናት’ዩ’ ብምባል ምስ ሓማስ ተኹሲ ደው ምባል ነጺጕ

ትካላት ረድኤት ሕቡራት ሃገራት እቲ ኣብ ሞንጐ እስራኤልን ሓማስን ዝቕጽል ዘሎ ጐንጺ ጠጠው ክብል ይሓታ ኣለዋ። ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ግን፡ ምቁራጽ ተጻብኦ “ንሓማስ ኢድ ምሃብ’ዩ” ብምባል ነቲ ዝቐርብ ዘሎ ጻውዒታት ነጺጉ።

ቀጥታዊ ሸፈነ

  1. ቓዛ፡ ሮኬት ሓማስ ስለስተ ወተሃደራት እስራኤል ቀቲሉ

  2. ኲናት ቓዛ፡ ዝርርብ ካይሮ ጀሚሩ፤ ኣሽሓት ተቓወምቲ ድማ ጅሆ ዝተትሓዙ ክፍትሑ ይጽውዑ

  3. ኲናት ቓዛ፡ ቱርኪ ምስ እስራኤል ዝነበራ ንግዳዊ ርክብ ደው ኣቢላ

  4. እስራኤል ብቕትለት ህጻናት ብገበን ኲናት ትኽሰስ

  5. ኣሜሪካ ‘ፍሉይ ልግሲ’ እስራኤል ንሓማስ ዝበለቶ ሓድሽ እማመ ምቍራጽ ተዅሲ እንታይ እዩ?

  6. ካብቶም ብሓማስ ጅሆ ተታሒዞም ዘለዉ ሓደ እስራኤላውን ሓደ ኣሜሪካውን ብህይወት ምህላዎም ተረጋጊጹ

  7. ሩዋንዳ፡ ዓዲ ድሕነት ድያ ወይስ ዓዲ ፍርሒ?

  8. ሓያሎ ዝፈርሑዎ መራሒ ጕጅለ ገበን፡ ጂሚ ‘ባርቤኪው ቸሪዝየር’ መን’ዩ?

  9. ሓካይም ካብ ማህጸን ዝሞተት ኣደኣ ብህይወታ ዘውጽኡዋ ናጽላ ሞይታ

  10. ተቓውሞታት ኲናት ቓዛ፡ 'ኢንቲፋዳ' እንታይ’ዩ?

  11. ሱዳን፡ ፍሉይ ልኡኽ ዋና-ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ኣካይዱ

  12. ንከተማ ናይሮቢ ዘዕለቕልቕ ዘሎ ውሕጅ 32 ነበርቲ ቀተሉ

  13. ኣመሪካ ኣስታት 100 ቢልዮን ወተሃደራዊ ደገፍ ንዩክረይን፡ እስራኤልን ታይዋንን ክትህብ'ያ

  14. ዶካትር ካብ ማህጸን ዝሞተት ኣደኣ ኣውጺኦም ብህይወት ዘትረፍዋ ናጽላ

  15. ኤል ኒኖን ላ ኒናን እንታይ’ዮም? ከጨንቑናኸ ይግባእ'ዶ?

  16. ትግራይ፡ ኣብ ከባቢ ራያ-ኣላማጣ ብዘጋጠመ ግጭት ዝተመዛበሉ ሰባት 50 ሽሕ በጺሖም-ሕቡራት ሃገራት

  17. መጥቃዕቲ እስራኤል፡ ኣብ መደብር ሓይሊ ኣየር ኢራን ዕንወት ኣብፂሑ ድዩ?

  18. ትግራይ፡ 'ኣብ ከባቢ ኣላማጣ ብዘጋጠመ ግጭት ኣስታት 30 ሽሕ ሰባት ተመዛቢሎም' - ውሕሃ

  19. እስራኤል ኣብ ልዕሊ ኢራን መጥቃዕቲ ሚሳይል ፈጺማ

  20. ቐጠር፡ ስለ ምንታይ'ያ ኣብ ልዝብ ምቁራጽ ተዅሲ ቓዛ ተበዲለ ትብል ዘላ?