እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።

ናብ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታ ንምብጻሕ [መላግቦ ‘ምሉእ ትሕዝቶ’] ተጠቐሙ

ብዛዕባ ዳታ ምቝጣብ ንምፍላጥ ኣብዚ መላግቦ ነዚ ዝገልጽ ዓንቀጽ ጠውቑ

ኔታንያሁ፡ ‘እዚ እዋን ኲናት’ዩ’ ብምባል ምስ ሓማስ ተኹሲ ደው ምባል ነጺጕ

ትካላት ረድኤት ሕቡራት ሃገራት እቲ ኣብ ሞንጐ እስራኤልን ሓማስን ዝቕጽል ዘሎ ጐንጺ ጠጠው ክብል ይሓታ ኣለዋ። ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ግን፡ ምቁራጽ ተጻብኦ “ንሓማስ ኢድ ምሃብ’ዩ” ብምባል ነቲ ዝቐርብ ዘሎ ጻውዒታት ነጺጉ።

ቀጥታዊ ሸፈነ

  1. እስራኤል ኣብ ቤት-ትምህርቲ ብዝፈፀመቶ መጥቃዕቲ ኣየር 16 ሰባት ተቐቲሎም

  2. ሕዝቦላህ ብሮኬታትን ድሮናትን ንእስራኤል ኣጥቂዑ

  3. ኣብ ኲናት ሱዳን ዝተቐርቀሩ ተጋሩ ስደተኛታት መንግስቲ ኢትዮጵያን ማሕበረሰብ ዓለምን ክሕግዞም ተማሕጺኖም

  4. እስራኤል ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ኣዛዚ ሕዝቦላህ ቀቲላ

  5. እስራኤል ፍልስጤማውያን ካብ ደቡባዊ ቓዛ ክወጹ ኣዚዛ

  6. ቱርኪ፡ ንኢትዮጵያን ሶማልያን ትሽምግል ኣላ

  7. ኢትዮጵያ ‘ወተሃደራታ ናብ መሬት ሶማልያ ኣትዮም’ ዝብል ክሲ ነጺጋቶ

  8. ሱዳን፡ ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ህጻናት ንጥሜት ተቓሊዖም- ዩኒሴፍ

  9. ነታንያሁ፡ ኣብ ራፋ ክካየድ ዝጸንሐ ጽዑቕ ውግእ 'ይዛዘም ኣሎ’ ኢሉ

  10. ወተሃደራት እስራኤል ንሓደ ዝተወግአ ፍልስጤማዊ ኣብ ቅድሚት መኪናኦም ኣሲሮም ምውሳዶም ቍጥዐ ፈጢሩ

  11. እስራኤልን ሕዝቦላህን ናብ ኵለ-መዳያዊ ኲናት ይእትው ዶ ይዀኑ?

  12. ‘ደጊም ብሰላም ኣይኣምንን’ - ብሓማስ ጅሆ ተታሒዛ ዝጸንሐት እስራኤላዊት ተቓላሲት ሰላም

  13. ብሞት ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ዝተኸሰሰ ወዲ ፕረዚደንት ማላዊ ነበር ነጻ ተባሂሉ

  14. ኤርትራ፡ ዝተነብረላ እገዳ ዓቢ ቁጠባዊ ሃስያ ከምዘስዓበላ ገሊጻ

  15. ሕቡራት ሃገራት፡ ንእስራኤልን ሓማስን ብገበናት ኲናት ከሲሱ

  16. ድሮናት ኢራንን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ኣብ ኵናት ሱዳን ምህላወን ዘረጋግጽ መርትዖ

  17. ሓማስ፡ ንእማመ ሰላም ኣመሪካ እወንታዊ ምላሽ ሂቡ

  18. ባይቶ ጸጥታ፡ ብኣመሪካ ንዝቐረበ እማመ-ሰላም ቓዛ ደጊፉ

  19. ዱባይ፡ ብብልዮናት ዶላራት ብቅርጺ ዓለም ዝሰርሓተን 260 ደሴታት ኣበይ በጽሓ?

  20. እስራኤል፡ ኣማኢቲ ፍልስጤማውያን ቀቲላ ኣርባዕተ ጅሆ ዝተትሓዙ ዜጋታታ ነጻ ኣውጺኣ