እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።

ናብ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታ ንምብጻሕ [መላግቦ ‘ምሉእ ትሕዝቶ’] ተጠቐሙ

ብዛዕባ ዳታ ምቝጣብ ንምፍላጥ ኣብዚ መላግቦ ነዚ ዝገልጽ ዓንቀጽ ጠውቑ

ኔታንያሁ፡ ‘እዚ እዋን ኲናት’ዩ’ ብምባል ምስ ሓማስ ተኹሲ ደው ምባል ነጺጕ

ትካላት ረድኤት ሕቡራት ሃገራት እቲ ኣብ ሞንጐ እስራኤልን ሓማስን ዝቕጽል ዘሎ ጐንጺ ጠጠው ክብል ይሓታ ኣለዋ። ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ግን፡ ምቁራጽ ተጻብኦ “ንሓማስ ኢድ ምሃብ’ዩ” ብምባል ነቲ ዝቐርብ ዘሎ ጻውዒታት ነጺጉ።

ቀጥታዊ ሸፈነ

  1. እስራኤል፡ ኣብ ልዕሊ ሆስፒታል ኣልሺፋ ናይ ለይቲ መጥቃዕቲ ፈጺማ

  2. ቓዛ፡ ፈላማይ ፈተነ ምጉዕዓዝ ሰብኣዊ ሓገዝ ብባሕሪ ተሳሊጡ

  3. ኲናት ቓዛ፡ 'ኔታንያሁ ንምትካእ ምርጫ ክካየድ ኣለዎ'- ሴኔተር ሹመር

  4. “ብሰንኪ ብዝሒ ኣስከሬናት መግነዚ ክሳዕ ዝውሕደና ኢና ኰይንና”

  5. ሕብረት ኤውሮጳ፡ ኣብ ቓዛ ጥምየት ከም መሳርሒ ኲናት ውዒሉ ኢሉ

  6. “ንህዝቢ ብድሮን ደብዲብና ኣይንፈልጥን” - ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

  7. ኣብ ቓዛ ወደብ እትሃንጽ ወተሃደራዊት መርከብ ኣመሪካ ተበጊሳ

  8. ካናዳ ኣቋሪጻቶ ዝነበረት ምወላ ተፈናቐልቲ ፍልስጤም ክትጅምሮ ወሲና

  9. ናብ ቓዛ ዝወስድ መተሓላለፊ ባሕሪ ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጅምር ሕብረት ኤውሮጳ ገሊጹ

  10. ቀይሕ ባሕሪ፡ ሑቲ ኣብ ልዕሊ መርከብ ብዝፈጸምዎ መጥቃዕቲ ሚሳይል 3 ባሕረኛታት ተቐቲሎም

  11. ቀይሕ ባሕሪ፡ ኣብ ልዕሊ መርከብ ንግዲ ሓድሽ መጥቃዕቲ ተፈጺሙ

  12. ቓዛ፡ ካብ ኣየር ዝድርበ ሰብኣዊ ሓገዝ ስለምንታይ ኣካታዒ ኮይኑ?

  13. ኤፍቢኣይ፡ ሰብመዚ ኣሜሪካ ናይ ምቕታል ውዲት ኣለዎ ዝበሎ ሰላዪ ኢራን ይሃድን

  14. ብትሕቲ ቀይሕ ባሕሪ ዝሓልፉ ኣገደስቲ ገመዳት ኢንተርኔት ከም ዝተቘራረጹ ተሓቢሩ

  15. ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም፡ ኣብ ሰሜን ቓዛ 'ህጻናት ብጥምየት ይሞቱ ኣለው'

  16. እስራኤል : ‘ሓማስ ናይ ምጥፋእ’ ዕላማኣ ብሓቂ ይሳኻዕ ኣሎ ድዩ?

  17. ኣመሪካ፡ ኣብ ቓዛ ብጥምየት ንዝሳቐዩ ዘለው ሰባት ተወሳኺ ሓገዝ ክኣቱ ኣተሓሳሲባ

  18. ሑቲ ካብ ዘጥቅዑወን መራኽብ ንፈለማ ግዜ ሓንቲ ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን ጥሒላ

  19. ረድኤት ንምውሳድ ተኣኪቦም ኣብ ዝነበሩ ፍልስጤማውያን ብዝተፈጸመ ተዅሲ ልዕሊ 100 ተቐቲሎም

  20. ኣብ ቃዛ ቁጽሪ ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 30 ሽሕ በጺሑ