እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።

ናብ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታ ንምብጻሕ [መላግቦ ‘ምሉእ ትሕዝቶ’] ተጠቐሙ

ብዛዕባ ዳታ ምቝጣብ ንምፍላጥ ኣብዚ መላግቦ ነዚ ዝገልጽ ዓንቀጽ ጠውቑ

ኔታንያሁ፡ ‘እዚ እዋን ኲናት’ዩ’ ብምባል ምስ ሓማስ ተኹሲ ደው ምባል ነጺጕ

ትካላት ረድኤት ሕቡራት ሃገራት እቲ ኣብ ሞንጐ እስራኤልን ሓማስን ዝቕጽል ዘሎ ጐንጺ ጠጠው ክብል ይሓታ ኣለዋ። ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ግን፡ ምቁራጽ ተጻብኦ “ንሓማስ ኢድ ምሃብ’ዩ” ብምባል ነቲ ዝቐርብ ዘሎ ጻውዒታት ነጺጉ።

ቀጥታዊ ሸፈነ

  1. መሻርኽታ ሕሱም ዝተወቕዐ ኢራን፡ ምስ እስራኤል ናብ ምሉእ-ኲናት ትኣቱ ዶ?

  2. ‘ካብዚ ዓዲ ንኽንወጽእ ሓግዙና’ - ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ኣብ ሊባኖስ

  3. እስራኤል ከባቢ መዕርፎ ነፈርቲ በይሩት ብዝፈጸመቶ ደብደብ ብርቱዕ ባርዕ ተላዒሉ

  4. ወራር እስራኤል ንሊባኖስ፡ እዘን ሃገራት ክንደይ ግዜ ተዋጊአን፡ ስለምንታይ?

  5. ብሰንኪ ኣብ ሃገሮም ዝተፈጠረ ኲናት ግዳይ ስደት ዝዀኑ ሊባኖሳውያን

  6. ጅቡቲ ዝምድናኣ ምስ ኤርትራ 'ናብ ንቡር ክትመልስ' ከምእትደሊ ገሊጻ

  7. ሊባኖስ፡ ኣብ ፈላሚ ምድራዊ ውግእ 8 ወተሃደራት እስራኤል ተቐቲሎም

  8. ካርቱም፡ ሰራዊት ሱዳን ነታ ርእሰከተማ ንምቁጽጻር መጥቃዕቱ ይቕፅል ከምዘሎ ኣፍሊጡ

  9. ኣመሪካ ሚሳይላት ኢራን ኣብ ምውዳቕ ንእስራኤል ከምዝሓገዘት ኣፍሊጣ

  10. እስራኤል ዝዓጠቐቶም መከላኸሊ ሚሳይላት 'ኣይረን-ዶምን ኣረውን' እንታይ እዮም?

  11. ወራር እስራኤል፡ ኣብዚ ዅሉ ቅልውላው ሰራዊት ሊባኖስ ኣበይ ኣተወ?

  12. ኢራን ኣማኢት ሚሳይላት ናብ እስራኤል ወንጪፋ

  13. እስራኤል ኣብ ልዕሊ ሕዝቦላህ ምድራዊ መጥቃዕቲ ጀሚራ

  14. እስራኤል-ሕዝቦላህ፡ እዋናዊ ምዕባለታት እንታይ ይመስሉ?

  15. ሊባኖስ፡ ሕዝቦላህ ብምድሪ ንዝፍኖ መጥቃዕቲ ድሉው ምዃኑ ገሊጹ

  16. እስራኤል ኣብ ልዕሊ ሊባኖስ እተካይዶ ዘላ መጥቃዕቲ እንታይ’ዩ?

  17. ቀዳማይ ሚኒስተር ሊባኖስ ናጂብ ሚካቲ ብዛዕባ መጥቃዕቲ እስራኤል እንታይ ኢሉ?

  18. ብእስራኤል ትሕመስ ኣብ ዘላ ሊባኖስ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ከመይ ኣለዉ?

  19. ኢራን: ደም መራሒ ሕዝቦላህ “ፈሲሱ ኣይክተርፍን” ክትብል ተሓንያ

  20. ሕዝቦላህ፡ እስራኤልን ኢራንን ሕጂኸ እንታይ ክገብሩ ይኽእሉ?