እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።

ናብ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታ ንምብጻሕ [መላግቦ ‘ምሉእ ትሕዝቶ’] ተጠቐሙ

ብዛዕባ ዳታ ምቝጣብ ንምፍላጥ ኣብዚ መላግቦ ነዚ ዝገልጽ ዓንቀጽ ጠውቑ

ኔታንያሁ፡ ‘እዚ እዋን ኲናት’ዩ’ ብምባል ምስ ሓማስ ተኹሲ ደው ምባል ነጺጕ

ትካላት ረድኤት ሕቡራት ሃገራት እቲ ኣብ ሞንጐ እስራኤልን ሓማስን ዝቕጽል ዘሎ ጐንጺ ጠጠው ክብል ይሓታ ኣለዋ። ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ግን፡ ምቁራጽ ተጻብኦ “ንሓማስ ኢድ ምሃብ’ዩ” ብምባል ነቲ ዝቐርብ ዘሎ ጻውዒታት ነጺጉ።

ቀጥታዊ ሸፈነ

  1. እስራኤል ንመራሒ ሓማስ ያሕያ ሲንዋር ብኸመይ ረኺባ ቀቲላቶ?

  2. መራሒ ሓማስ ያሕያ ሲንዋር ኣብ ቓዛ ከምዝተቐትለ እስራኤል ኣረጋጊጻ

  3. ቀይሕ ባሕሪ፡ ፍሉያት ነፈርቲ ውግእ ኣመሪካ ንዒላማታት ሑቲ ደብዲበን

  4. ቓዛ፡ እስራኤል ኣብ ሆስፒታል ዘካየደቶ መጥቃዕቲ ዝተዓዘቡ መሰኻኽር ‘ብዙሓት ሰባት’ ክቃጸሉ ርእዮም

  5. ኣመሪካ ንእስራኤል ንምክልኻል ዘዋፈረቶ ፍሉይ ኣጽዋር

  6. ሕዝቡላህ፡ ኣብ እስራኤል ብዝፈጸሞ መጥቃዕቲ ድሮን ወተሃደራት ተቐቲሎም

  7. እስራኤል ሕነ-ክትፈዲ ድያ፡ ኢራንከ እንታይ ክትገብር ትኽእል?

  8. ሊባኖስ፡ እስራኤል ኣብ ልዕሊ ዓቀብቲ ሰላም ምትኳስ ደው ከተብል ኣመሪካ ሓቲታ

  9. ኲናት ማእከላይ ምብራቕ፡ ኣስታት 100 ሮኬታት ናብ እስራኤል ተወንጪፉ

  10. መራሕቲ ኣመሪካን እስራኤልን፡ ኣብ ልዕሊ ኢራን፡ ክሳብ ‘ሕነ ምፍዳይ’ ዘጠቓለለ ዘተ ኣካይዶም

  11. ስለምንታይ እየን ቻይናን ሩስያን ንእስራኤልን ፍልስጤማውያንን ዝሽምግላ ዘለዋ?

  12. ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ዘሎ ሃልሃልታ ብኸመይ ክሃድእ ይኽእል?

  13. እስራኤል ኣብ በይሩት ኣዛዚ ሕዝቦላህ ቀቲላ - ተወሳኺ ምዕባለታት

  14. ምክትል መራሒ ሓማስ ምስ ቢቢሲ ዘካየዶ ፍሉይ ቃለመሐትት

  15. ኢትዮጵያ፡ ፕረዚደንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ንምንታይ 'ስቕታ' መሪጻ?

  16. ኣብ እስራኤል ዕጡቕ ብዝፈጸሞ ተኹሲ ፖሊስ ተቐቲላ፡ ካልኦት ድማ ቆሲሎም

  17. ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ዞባዊ-ኲናት ክውላዕ ይኽእል ድዩ?- ብዓይኒ ጋዜጠኛታት'ቲ ዞባ

  18. ኔታንያሁ ስለ ምንታይ'ዩ ብዘረባ ማክሮን ተቘጢዑ?

  19. እስራኤል እትሓስቦ ዘላ ‘ሓድሽ ቅርጺ ማእከላይ ምብራቕ’ እንታይ ይመስል?

  20. ነፈርትን መራኽብን ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ዕላማታት ሑቲ ደብዳብ ኣካይደን