እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።

ናብ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታ ንምብጻሕ [መላግቦ ‘ምሉእ ትሕዝቶ’] ተጠቐሙ

ብዛዕባ ዳታ ምቝጣብ ንምፍላጥ ኣብዚ መላግቦ ነዚ ዝገልጽ ዓንቀጽ ጠውቑ

ኔታንያሁ፡ ‘እዚ እዋን ኲናት’ዩ’ ብምባል ምስ ሓማስ ተኹሲ ደው ምባል ነጺጕ

ትካላት ረድኤት ሕቡራት ሃገራት እቲ ኣብ ሞንጐ እስራኤልን ሓማስን ዝቕጽል ዘሎ ጐንጺ ጠጠው ክብል ይሓታ ኣለዋ። ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ግን፡ ምቁራጽ ተጻብኦ “ንሓማስ ኢድ ምሃብ’ዩ” ብምባል ነቲ ዝቐርብ ዘሎ ጻውዒታት ነጺጉ።

ቀጥታዊ ሸፈነ

  1. ሳሕቲ መሬት ዳርፉር ዝረገፁ ጋዜጠኛታት ቢቢሲ እንታይ ርእዮም?

  2. ሊባኖሳውያን ብውዕል ምቍራጽ ተዅሲ እስራኤልን ሕዝቦላህን ታሕጓሶም ይገልጹ

  3. ሕዝቦላህ፡ ድሕሪ ምቍራጽ ተዅሲ መጻኢኡ እንታይ እዩ ክኸውን?

  4. እስራኤል-ሕዝቦላህ: ድሕሪ ምቍራጽ ተዅሲ ኣሽሓት ተፈናቐልቲ ይምለሱ

  5. ካቢነ እስራኤል፡ ኣብ ሊባኖስ ምቁራጽ ተዅሲ ክግበር ዝቐረበ ስምምዕ ንምዝታይ ክራኸብ'ዩ

  6. ሱዳን፡ 'ዓለም ግቡኣ ብዘይምግባራ ምሉእ ብምሉእ ፍርስቲ ሃገር ክትከውን እያ'

  7. ሃለዋቱ ጠፊኡ ዝቐነየ ራባይ ከም ዝተቐትለ እስራኤል ኣፍሊጣ

  8. 'ሓራምዝ ክበኣሱ ሳዕሪ ይህሰ' ሕልምታቶም ዝተኾልፈ ሊባኖሳውያን

  9. ትእዛዝ ማእሰርቲ፡ ንእስራኤልን ሓማስን እንታይ ማለት እዩ?

  10. ንእስራኤል 'ዓቢ ጽፍዒት' ዝተባህለ ውሳነ ማእሰርቲ እንታይ ትርጕምን ጽልዋን ኣለዎ?

  11. በንጃሚን ነታንያሁን ካልኦት መራሕትን ኣብ ቀይዲ ክኣትዉ ቤትፍርዲ ኣዚዙ

  12. ኣብ ሱዳን ዝተራእየ ወተሃደራዊ ቴክኖሎጂ ፈረንሳ ስለምንታይ የሻቕል?

  13. ስግንጢር ትራምፕ፡ ንኣፍሪቃ ክፈጥሮ ዝኽእል ዕድላትን ሓደጋታታትን

  14. ፈረንሳ፡ 'ምልሶት ጸረ-ሴማውነት ዘግሃደ' ድሕሪ ዝተባህለ ፍጻመ ኣምስተርዳም ኣብ ወጥሪ

  15. ስዑዲ ዓረብ፡ እስራኤል ኣብ ቓዛ 'ምጽናት ዓሌት' ፈጺማ ክትብል ከሲሳ

  16. ቐጠር፡ ሽምግልና እስራኤልን ሓማስን ከምዘቋረጸት ኣፍሊጣ

  17. ኣብ ኲናት ቓዛ: ዝሞቱ 70 ምኢታዊት ደቂ ኣንስትዮን ህጻናትን ከም ዝዀኑ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ

  18. ኣምስተርዳም: መንቀሊ ኣብ ልዕሊ ደገፍቲ ኵዕሶ እግሪ እስራኤል ዝበጽሐ መጥቃዕቲ እንታይ'ዩ?

  19. ንመጥቃዕቲ ሓማስ ዝዀነነ 'ፋትዋ' ፍሉጥ ምሁር እስልምና ኣብ ቓዛ

  20. እስራኤል፡ ነታንያሁ ንሚኒስተር ምክልኻል ድሕሪ ምብራሩ ናዕቢ ተላዒሉ