ኲናት ኢትዮጵያ፡ ሰባት ብጅምላ ክቕተሉ ዘርኢ እዚ ቪድዮ እንታይ ይነግረና ይኸውን?

Published

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብቲ ሞት ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሲቪላውያን ዘስዓበ ኲናት፡ ኮነ ኢሉ ንሲቪላውያን ዕላማ ከምዘይገበረ ይገልጽ። ሓደ ሲቪላውያን ክቕተሉ ዘርእይ ቪድዮ ምስ በጽሓና፡ እቲ ቕትለት ብመን ከም ዝተፈጸመ ንምፍላጥ ፈቲሽናዮ ኣለና።

መጠንቀቕታ፡ እዚ ቪድዮ ዝርብሽ ምስልታት ሞትን ጎንጽን ኣለዎ።