እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።

ናብ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታ ንምብጻሕ [መላግቦ ‘ምሉእ ትሕዝቶ’] ተጠቐሙ

ብዛዕባ ዳታ ምቝጣብ ንምፍላጥ ኣብዚ መላግቦ ነዚ ዝገልጽ ዓንቀጽ ጠውቑ

ኔታንያሁ፡ ‘እዚ እዋን ኲናት’ዩ’ ብምባል ምስ ሓማስ ተኹሲ ደው ምባል ነጺጕ

ትካላት ረድኤት ሕቡራት ሃገራት እቲ ኣብ ሞንጐ እስራኤልን ሓማስን ዝቕጽል ዘሎ ጐንጺ ጠጠው ክብል ይሓታ ኣለዋ። ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ግን፡ ምቁራጽ ተጻብኦ “ንሓማስ ኢድ ምሃብ’ዩ” ብምባል ነቲ ዝቐርብ ዘሎ ጻውዒታት ነጺጉ።

ቀጥታዊ ሸፈነ

  1. ኢራን - እስራኤል፡ ጠንቂ ኣብ መንጐአን ዘሎ ዓሚቝ ጽልኢ እንታይ እዩ?

  2. ትራምፕ፡ ላዕለዋይ መራሒ ኢራን ከይቅተል ንእስራኤል ኣተሓሳሲቡ

  3. መጥቃዕቲ ሚሳይል ኢራን ሰባት ቀቲሉ፤ እስራኤል ድማ ንኢራናዊያን ኣጠንቂቓ

  4. ቅልውላው ኮንጎ ብሰላም ንምፍታሕ ድልውነት ከም ዘሎ ሕቡራት ሃገራት ሓቢሩ

  5. እስራኤልን ኢራንን ሓድሕደን ብምጥቕቓዐን ክስዕቡ ዝኽእሉ ተኽእሎታት

  6. እስራኤል: ኣብ ኢራን ትፃወቶ ዘላ 'ጠላዕ'

  7. ኢራን ኣብ ልዕሊ እስራኤል መጥቃዕቲ ሕነ-ምፍዳይ ፈጺማ

  8. ኢራን፡ ብዛዕባ ብመጥቃዕቲ እስራኤል ዝተቐትሉ ኣዘዝትን ተመራመርትን እንታይ ንፈልጥ?

  9. መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ንዩክለሳዊ ቦታታትን ወተሃደራዊ ኣዘዝቲን ኢራን - ዛጊት ዝተፈልጠ

  10. ኢራንን እስራኤልን ወተሃደራዊ ዓቕመን እንታይ ይመስል?

  11. እስራኤል ኣብ ልዕሊ ኢራን ዝፈጸመቶ መጥቃዕትን ምድላዋ ንግብረ-መልሲ ኢራንን

  12. ወጥሪ ኢራን ኣብ ዝዓበየሉ፡ ኣመሪካ ንገለ ኣባላት ኤምባሲኣን ስድራቤቶምን ካብ ዒራቕ ተውጽእ ኣላ

  13. እስራኤል፡ ናብ ቓዛ እተቕንዕ ዝነበረት ረድኤት ዝጸዓነት መርከብ ሒዛ

  14. 'ንዅሉ ተማሕጺነ፡ ግን ኣላህ ወሲዱዋ' ሓደጋታት ጥንስን ሕርስን ቓዛ

  15. ሓማስ ኣመሪካ ንዘቕረበቶ እማመ ምቁራጽ ተኹሲ እንታይ መልሲ ሂቡ?

  16. ኣብ ሰሜን ቓዛ ሓንቲ ተሪፋ ዝነበረት ሆስፒታል ብትእዛዝ እሰራኤል ተዓጽያ

  17. ኣመሪካ ተዅሲ ንምቍራጽ ዘቕረበቶ እማመ፡ እስራኤል ተቐቢላቶ ሓማስ ነጺጉዎ

  18. እስራኤል፡ ብቕትለት ሓደ ሽማግለ ዝተጠርጠረ ኤርትራዊ ተኣሲሩ

  19. ቢቢሲ ዝተዓዘቦ ኵነታት ናይታ ብጥሜት ዝተሃሰየት ህጻን

  20. ኣመሪካ፡ እስራኤል ኣብ ዘሎ ኤምባሲኣ ቦምባ ከፈንጅር ዝፈተነ ሰብ ከምዝሓዘት ኣፍሊጣ