እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።

ናብ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታ ንምብጻሕ [መላግቦ ‘ምሉእ ትሕዝቶ’] ተጠቐሙ

ብዛዕባ ዳታ ምቝጣብ ንምፍላጥ ኣብዚ መላግቦ ነዚ ዝገልጽ ዓንቀጽ ጠውቑ

ኔታንያሁ፡ ‘እዚ እዋን ኲናት’ዩ’ ብምባል ምስ ሓማስ ተኹሲ ደው ምባል ነጺጕ

ትካላት ረድኤት ሕቡራት ሃገራት እቲ ኣብ ሞንጐ እስራኤልን ሓማስን ዝቕጽል ዘሎ ጐንጺ ጠጠው ክብል ይሓታ ኣለዋ። ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ግን፡ ምቁራጽ ተጻብኦ “ንሓማስ ኢድ ምሃብ’ዩ” ብምባል ነቲ ዝቐርብ ዘሎ ጻውዒታት ነጺጉ።

ቀጥታዊ ሸፈነ

  1. ኢራን፡ ብእስራኤል ናይ ዝተቐተሉ ወተሃደራውያን መራሕቲ ቀብሪ ተኻይዱ

  2. ኢራን፡ ብኽሕደት ሃገር ንዝጠርጠረቶም ትኣስርን ትርሽንን ኣላ

  3. ድሕሪ መጥቃዕቲ ኣመሪካ ንፈለማ ግዜ ዝተቐልቀለ ኣያቶላህ ኻመኒ እንታይ በለ?

  4. ኤርትራ፡ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ዝምርምር ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ከብቅዕ ትጽዕር ከም ዘላ ተገሊጹ

  5. ብዛዕባ ወተሃደራዊ መደበር ኣመሪካ ኣብ ቐጠር እንታይ ንፈልጥ?

  6. ኢራን ንመተሓላለፊ ነዳዲ ዓለም እንተዓጽያቶ ምጽኣተ-ኣለም ከስዕብ ይኽእል'ዶ?

  7. ኢራን፡ ኣብ ልዕሊ መዓስከራት ኣመሪካ ብዛዕባ ዘካየደቶ ደብዳብ እንታይ ንፈልጥ?

  8. ኣመሪካ፡ ብኸመይ ንመደበራት ንዩክለር ኢራን ሃሪማቶ?

  9. ኢራን፡ ንዝተፈጸማ መጥቃዕቲ ኣመሪካ እንታይ ዓይነት ግብረመልሲ ክትህበሉ ትኽእል?

  10. ትራምፕ ንኢራንን ህዝቢ ኣመሪካን 'ጠሊሙ' - ሚኒስተር ጕዳያት ወጻኢ ኢራን

  11. ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ትካላት ንዩክለር ኢራን ዝፈጸመቶ መጥቃዕቲ - ዛጊት ዝተፈልጠ

  12. ግጭት እስራኤልን ኢራንን ብኪነታዊ ብልሒ ብዝተሰንዐ ዝተጋነነ ናይ ሓሶት ሓበሬታታት የዕለቕልቕ

  13. ኣመሪካ ናብ መጥቃዕቲ እስራኤል እንተ ተጸምቢራ 'ሲኦል' ክፍጠር'ዩ - ኢራን

  14. ዕርዲታት ንዩክለር ኢራን ከዕኑ ይኽእል'ዩ ዝተባህለ ፍሉይ ቦምባ ኣመሪካ

  15. ኣብ ዛዕባ ግጭት እስራኤልን ኢራንን ዝለዓሉ ሕቶታትን መልሶምን

  16. ትራምፕ፡ ውጥን መጥቃዕቲ ኢራን ኣጽዲቑ - ውሳነ ግን ኣይሃበን

  17. ኤርትራውያን ኣብ እስራኤል ብዛዕባ ኵነታቶም እንታይ ይብሉ?

  18. ኤርትራ ዝሰወረቶም እሱራት ፖለቲካ ክትፈትሕ ብሪጣንያን ሕብረት ኣውሮጳን ጸዊዖም

  19. ትራምፕ፡ ኣብ ቀራና መንገዲ - ኣብ ቅድመኡ ዘሎ ኣማራጺታት እንታይ'ዩ?

  20. ግጭት ኢራን-እስራኤል ንዋጋታት ነዳዲ ብኸመይ ይጸልዎ'ሎ?