እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።

ናብ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታ ንምብጻሕ [መላግቦ ‘ምሉእ ትሕዝቶ’] ተጠቐሙ

ብዛዕባ ዳታ ምቝጣብ ንምፍላጥ ኣብዚ መላግቦ ነዚ ዝገልጽ ዓንቀጽ ጠውቑ

ኔታንያሁ፡ ‘እዚ እዋን ኲናት’ዩ’ ብምባል ምስ ሓማስ ተኹሲ ደው ምባል ነጺጕ

ትካላት ረድኤት ሕቡራት ሃገራት እቲ ኣብ ሞንጐ እስራኤልን ሓማስን ዝቕጽል ዘሎ ጐንጺ ጠጠው ክብል ይሓታ ኣለዋ። ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ግን፡ ምቁራጽ ተጻብኦ “ንሓማስ ኢድ ምሃብ’ዩ” ብምባል ነቲ ዝቐርብ ዘሎ ጻውዒታት ነጺጉ።

ቀጥታዊ ሸፈነ

  1. ሓማስ ደሞዝ መንግስቲ ዝኸፍለሉ ምስጥራዊ መርበብ

  2. ሰበስልጣን እስራኤል ነበር፡ ኲናት ቓዛ ከብቅዕ ንትራምፕ ጻውዒት ኣቕሪቦም

  3. ሱዳን፡ ኣብ ሓንቲ ሃገር ክልተ መንግስታት ናበይ ክወስዳ እዩ?

  4. ሓማስ፡ ሃገረ ፍልስጤም ክሳብ ዘይተመስረተት ዕጥቁ ከም ዘይፈትሕ ኣነጺሩ

  5. ፈረንሳ፡ ምግዓዝ ቓዛውያን ንምንታይ ኣቋሪጻ?

  6. ካናዳ ንፈረንሳን ብሪጣንያን ስዒባ ንሃገረ ፍልስጤም ኣፍልጦ ክትህብ መዲባ

  7. ብሪጣንያ፡ ንፍልስጤም ኣፍልጦ ክህብ'የ ዝበለትሉ ቅድመ-ኵነት እንታይ'ዩ?

  8. ቓዛ፡ ጥሜት ንሰብነትካ እንታይ'ዩ ዝገብሮ?

  9. ኣፍጋኒስታን ክሳብ ኢራን፡ ወተሃደራዊ ምትእትታዋት ኣመሪካን ውጽኢቶምን

  10. እስራኤል ኣብ ገለ ክፋል ቓዛ 'ታክቲካዊ ውግእ' ደው ከተብልን ረድኤት ክኣቱ ክትፈቅድን'ያ

  11. ታሪኽ እቲ ንዓለም ዘሰንበደ ስእሊ ጥምየት ቓዛ

  12. ሲሶ ካብ ህዝቢ ቓዛ ንመዓልታት ከም ዘይተመገበ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ

  13. ኢራን፡ ዳግማይ ንዩክለሳዊ ዝርርብ ንምክያድ ምስ ዲፕሎማሰኛታት ኤውሮጳ ተራኺባ

  14. ፈረንሳ ንሃገረ ፍልስጤም ኣፍልጦ ከም እትህብ ማክሮን ገሊጹ

  15. ድሕሪ'ቲ ሳሕቲ ዘጋጥም ዕድል ናብ ቓዛ ዝበጽሑ መራሕቲ ሃይማኖት 'ልብና ተሰይሩ እዩ' ኢሎም

  16. እስራኤል ስለ ምንታይ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሲቪላውያን ህንጻታት ቃዛ ብመደዳ ክተዕንዎም መሪጻ?

  17. ኣርባዕተ ቈልዑ ጥራሕ ዝነብሩላ ከተማ

  18. ሃይለ መንቀርዮስ፡ ብዛዕባ ሓድሽ ወጥሪ ኤርትራን ኢትዮጵያን ምስ ቢቢሲ ትግርኛ ዘካየዶ ፍሉይ ቃለመሕትት

  19. ኣብ ደቡብ ሶርያ ብዝተላዕለ ግጭት ኣስታት 600 ሰባት ተቐቲሎም

  20. እስራኤል ንምንታይ ንድሩዛውያን 'ትከላኸለሎም' ኣላ?