ህይወት ኣብታ ንኽልተ ዓመታት ብኲናት ዝተሃስየት ትግራይ እንታይ ይመስል?

መግለጺ ቪድዮ, ህይወት ኣብታ ንኽልተ ዓመታት ብኲናት ዝተሃስየት ትግራይ እንታይ ይመስል?
Published

ኣብ ኲናት ሓድሕድ ኢትዮጵያ ዝጸንሑ ወገናት ብረቡዕ ስምምዕ ሰላም ከቲሞም ኣለው። ኣብ ትግራይ ዝርከብ ህዝቢ ዳርጋ ንኽልተ ዓመት ግዳይ እቲ ኲናት ኮይኑ እዩ። ኣብታ ክልል ኣገልግሎት መራኸቢታት ተቋሪጹ ብምህላው ካብኡ ሓበሬታ ምርካብ ዳርጋ ዘይሕሰብ እዩ። ቢቢሲ፡ ነዚ፡ ህዝቢ ትግራይ ንዝሓልፎ ዘሎ መግደራ ዘንጸባርቕ ቪድዮ ክረክብ ክኢሉ ኣሎ።