BBC News, ትግርኛ - መእተዊ ገጽ
ዜናታት
ርክብ ኤርትራን ኣመሪካን ፡ ምኒስተር ዑስማን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ እንታይ ዘትዮም?
እቲ ላዕለዋይ ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዝዀነ ብሎስ፡ ብመንገዲ ኤክስ ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ፡ ምስ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ኣብ ክልተኣዊ ዝምድናታት ክልቲአን ሃገራት ዘተኰረ "ጽቡቕን ኣፍራይን" ዝበሎ ዘተ ከም ዘካየደ ኣፍሊጡ።
ዋንጫ ዓለም 2026፡ ስጳኛ ንኻልኣይ ግዜ ዋንጫ ዓለም ዓቲራ
ስፔን ትማሊ ሰንበት ኣብ ዝተኻየደ ናይ መወዳእታ ጸወታ ዋንጫ ዓለም 2026፡ ንኣርጀንቲና ሓደ ንባዶ ብምስዓር እቲ ዝዓበየ ሽልማት ኩዕሶ እግሪ ዳግማይ ተዓዊታትሉ።
ቀጥታ, ኣንዲ በርንሃም ቀዳማይ ምኒስተር ዓባይ ብሪጣንያ ክኸውን ትጽቢት ይግበር፡ ንህዝቢ “መተንፈሲ” ክህብ ከም ዝደሊ ክገልጽ እዩ
ክልቲኦም ወገናት ንመጻብቦ ሆርሙዝ ንምቁጽጻር ኣብ ዝቃለሱሉ ዘለዉ እዋን፡ ኣመሪካ ንሻድሻይ ለይቲ ብተኸታታሊ ኣብ ልዕሊ ኢራን መጥቃዕቲ ከም ዝፈጸመት ሰራዊታ ገሊጹ። ማእከላይ እዝ ኣመሪካ (ሴንትኮም)፡ እቲ መጥቃዕቲ "ወተሃደራዊ ዓቕሚ ኢራን ዝያዳ ንምንካይ" ዝዓለመ ምዃኑ ገሊጹ።
ደብተራ ፍስሓ-ጊዮርጊስ፡ መስራቲ ያታዊ ስነ-ጽሑፍ ትግርኛ
ደብተራ ፍስሓ-ጊዮርጊስ ዓብየ-እግዚእ፡ ኣብ ታሪኽ ስነ-ጽሑፍ ትግርኛ ዘይሃስስ ኣሰር ዝገደፉ፡ ብሓያሎ ምሁራት ድማ 'መስራቲ ያታዊ ስነ-ጽሑፍ ትግርኛ' ተባሂሎም ዝፍለጡ ዓቢ ምሁር እዮም።
ዘገርሙ ሓቅታት ታሪኻዊ ፀወታ ዋንጫ ዓለም
ናይ 2026 ዋንጫ ዓለም ፊፋ፡ እታ ፈላመይቲ ኵዕሶ ቅድሚ ምውቅዓ ገለ ታሪኻዊ ክስተታት ፈጢሩ'ዩ። ቅድሚ እቲ ሎሚ መዓልቲ ዝካየድ ናይ ፍፃመ ፀወታ፡ ኣብ አሜርካ፣ ካናዳን ሜክሲኮን ኣብ ውሽጢ ሜዳን ካብ ሜዳ ወፃኢን ብዛዕባ ዝተፈፀሙ ግን ድማ ብዙሕ ዘይፍለጡ ክስተታትን ቁፅርታትን ኣየኖት እዮም?
ከቢድ ፀገም ጥዕና ዘስዕብ ቫሪኮስ ቨይንስ እንታይ እዩ?
ብዙሓት ሰባት ብፍላይ ድማ ደቂኣንስትዮ ኣብ ዳንጋ እግርኽን ወይ ሸለፍኽን፡ ንቆርበትኽን ሓሊፉ ደሚቖም ዝረኣዩ ፀለምቲ ወይ ናብ ሓውሲ ሰማያዊ ዝመስሉ ዝሓበጡ ሰራውር ደም ርኢኽን ትኾና ኢኽን። ብፍላይ ኣብ ዳሕረዋይ ዳንጋ እግሪ ዝረኣይ ፀሊም ወይ ሓውሲ ሰማያዊ ዝመስል ሕብሪ ዝሓዘ ሰራውር ደም፡ ደሚቑን ጐሊሁን ዝረኣይ ብምዃኑ ምቾት ኣይህብን። ካብዚ ሓሊፉ’ውን ግና ከቢድ ፀገም ጥዕና ከስዕብ ይኽእል እዩ።
ትግራይ፡ 'ግፋን ኲናትን' ዝዅንን ኣብ ጐደናታት ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ሰልፊ ተቓውሞ
ቤት ምኽሪ ሰላምን ለውጥን ዝተሰምየ ምትእኽኻብ ኣንጻር ንኽልል ትግራይ ዘመሓድር ዘሎ ኣካል ንምቅዋም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝጸውዖ ሰልፊ ሎሚ ቅድሚ ቀትሪ ኣብ መስቀል ኣደባባይ ክካየድ ኣርፊዱ።
ጀነራል ታደሰ ወረደ ኣብ ምንታይ ኵነታት ይርከብ?
መቕርቡ ከም ዝሓበሩና፡ ኣምባሳደር ማሲንጋ፡ ምስ ጀነራል ታደሰ ወረደ ንምርኻብ ቈፀራ ሒዙ እዩ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ ተበጊሱ ነይሩ። እንተዀነ፡ እቲ ቈፀራ ሓደ ሰዓት ምስ ተረፎ፡ ካብ ሓላፊ ቪኣይፒ ሓለዋ [ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ] ዝተደወለ ስልኪ ነቲ ኵነታት ከም ዝቐየሮ ይዛረቡ።
ስእሊ ያማል ቅድሚ 19 ዓመት፡ ካብ ኢድ ሜሲ ናብ ኣሰር ሜሲ
ኣብ ኩሉ ግዜ እቲ ዝዓበየ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪን ወራሲ ዘውዱ ኣብ ባርሴሎናን ንመጀመርታ ግዜ ኣርጀንቲና ኣብ ግጥም ፍጻመ ዋንጫ ዓለም ምስ ስጳኛ ክትገጥም እንከላ ክራኸቡ እዮም።
ኣስመራ፡ መራሒ ሱዳን ጀነራል ኣልቡርሃን ኤርትራ ኣትዩ
ብወገን ሱዳን ዝወጸ መግለጺ ከምዘነጽሮ፡ ዑደት ናይቲ ኣቦመንበር ልኡላዊ መሰጋገሪ ቤምኽሪ ሱዳን ዝኾነ ኣልቡርሃን "ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ኣብ መንጐ ኣስመራን ካርቱምንንዝህሉ ሓባራዊ ምትሕግጋዝ" ዘደንፍዕ ምዃኑ የመልክት። "ክልቲኦም መራሕቲ፡ ብዛዕባ ገስጋስ ናይቲ ኣብ መንጐ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ክልተኣዊ ዝምድና ተዘራሪቦም" ክብል ኣገልግሎት ዜና ሱዳን ሓቢሩ።
ኢትዮጵያ፡ ፈተና ዛዚሞም ዝምለሱ ዝነበሩ ተመሃሮ 12 ክፍሊ ግዳይ መጥቃዕቲ ተዅሲ ኰይኖም
ሰበስልጣን እቲ ወረዳ ከም ዝሓበርዎ፡ ካብቶም ጉድኣት ዝበጽሖም ተመሃሮ እቶም ክልተ ከቢድ መውጋእቲ ክወርዶም ከሎ፡ እቶም ዝተረፉ ሰለስተ ድማ ቀሊል ማህሰይቲ ኣጋጢምዎም ኣሎ።
ኣብ ገማግም የመን ዳግም ዝተቐልቀለ ጭውያ መራኽብን ስግኣት ጸጥታን
ቅድሚ ሰለስተ ዓመት፡ ብሰንኪ ዝተፈላለያ ሃገራዊ ሓይልታት ባሕሪ ዝገበርዎ ናይ ሓባር ስርሒት፡ እዚ ከባቢ እዚ ካብ ጭውያታት ዳርጋ ናጻ ኰይኑ ነይሩ እዩ። ይዅን'ምበር፡ ካብ መወዳእታ 2023 ጀሚሩ እቲ ስግኣት ብናህሪ ናብቲ ቅድም ዝነበሮ ይምለስ ከም ዘሎ መጠንቀቕታታት ይቐርብ ኣሎ።
ቢቢሲ ትግርኛ ናብ ቲክቶክ መጺኡ'ሎ፣ ተኸታተሉ።
ኣብ ካልእ ዘይትረኽብዎ፡ መሳጥን ኣገዳስን ሓበሬታ ንምርካብ ቀዳሞት ኵኑ።
ከይሓልፈኩም
ኣብ ዘይኲናቶም ተኸርዲኖም ምሩኻት ኲናት ዝዀኑ ኣፍሪቃውያን
ሓደ ካብ ሸሞንተ ብዩክረይን ዝተትሓዙ ምሩኻት ኲናት፡ ኣፍሪቃዊ እዩ። እዚኦም ቀጻሊ እንታይ'ዩ ከጋጥሞም ዝፍለጥ ኣይኰነን።
ድምጺ, ቢቢሲ ትግርኛ ዜና / ዜና፡ ካብ ቢቢሲ ትግርኛ
21:09 EAT - 21:24 EAT
"ምስ ሞትኩ መርድእ ምንጋር ይሓይሽ"፡ ዘሰቅቕ ዛንታታት ሞት ዝተፈረዶም ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድያ
ሂዩማን ራይትስ ዎች ንምንጪታት ጠቒሱ ከም ዝሕብሮ ብኣማኢት ዝቝፀሩ ኢትዮጵያውያን ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ስዑዲ ዓረብ ይርከቡ። "መቕፃዕቲ ሞት ዝተፈረዶም ልዕሊ 200 ኢትዮጵያውያን ኣብ ኸሚስ ሙሻይት ተዳጒኖም ኣብ ልዕሊኦም ንዝፍፀም ይፅበዩ ኣለዉ" ክብል'ውን ኣመልኪቱ። ኣብ መስርዕ ሞት ካብ መንጎ ዝርከቡ ናይ ገሊኦም ዛንታ፡ 31 ዓመት ዘድመኡ ካብ ዞባ ምብራቕ ዝተሰደደ ደስታ እዩ።
ብዛዕባ እታ 'ሕብሪ ወርሒ' እትሰምየት ኤርትራዊት ዘውዲ ኣርኣያ እንታይ ንፈልጥ?
ኤርትራውያን ኣብ ናይ መንግስቲ ይዅን ብሕቲ ስራሓት ዝወፍረሉ፣ ሰብ-ሓዳር ቪላታት ዘስርሕሉ፣ ብዙሓት ደቀ'ባት ካብ ጣልያን ዝተረከብዎ ፋብሪካታት ዘመሓድርሉ፣ ብብዝሒ ዲታታት (ኩባንያታት) ዝነበርሉ፣ ቍጠባ እታ ሃገር ዝደንፍዓሉ፡ ደቂ ከባቢ ኣብታ ብጽሬታ እትነኣድ ኣስመራ ኣትዮም እቶት ዝምእርርሉ ግዝያት ነበረ።
ንሕንሕ ስዑዲ ዓረብን ኢማራትን ንቐርኒ-ኣፍሪቃ ናብ ዓውደ-ውግእ ይቕይሮዶ?
ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ከም ጂኦፖለቲካዊ መናሕንሕቲ ዝርኣኣዩ ሓይልታት፡ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ፖለቲካዊ፡ ዲፕሎማስያውን ወተሃደራውን ለውጢ ኣሰላልፋታት ኣስዒቦም ኣለዉ። ሃገራት እዚ ዞባ፡ ነቲ ግጭትን ምስኡ ተተሓሒዙ ዝመጽእ ለውጢታትን ንምግጣም ብኸመይ ከም ዝሕዝኦ ከሰላስላ ደሪኹወን ይርከብ።
ዝጐሃሃር ዘሎ ዳርባ ቃላት ኢትዮጵያን ኤርትራ ናበይ ከምርሕ'ዩ?
ኣብ መንጎ እዘን ክልተ ሃገራት ንኣስታት ክልተ ዓመታት ክባላሕ ዝጸንሐ ናይ ቃላት ኲናትን ምትኹታኽን እናገደደ ክመጽእ ጸኒሑ ኣሎ። እዚ እዋናዊ ኵነታት ዝደረኸ ምዕባለታት እንታይ እዩ? ናበይ ከ ክመርሕ ይኽእል ንዝብል ዛዕባታት ቢቢሲ ንዝተፈላለዩ ምሁራትን ተንተንትን ኣዘራሪቡ'ሎ።
ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያን ኤርትራን ካልኦት ጐረባብቲን እንታይ ይመስል?
ቀዳማይ ምኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ብምኽንያት መበል 90 ዓመት ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዘስመዖ መደረ፡ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ 2030 ዓ.ም. [ግ] ናብ ሓምሻይ ወለዶ ክሰጋገር መደብ ከምዘሎ ተዛሪቡ።እዚ ንኤርትራ ዘመላኽት ከምዝዀነ ብዙሓት ይግምቱ፣ ትሕዝቶአን ክነጻጸር እንከሎ ኸኣ...፤
ኢትዮጵያ ንናጽነትን ልኡላውነትን ኤርትራ ዝሃበቶ ኣፍልጦ ክትስሕቦ ትኽእል ድያ፣ ሳዕቤኑኸ?
ምእዋጅ ናጽነት ኤርትራ መዓስን ብኸመይን'ዩ ተፈጺሙ? ኣዲስ ኣበባ መዓስን ብኸመይን እያ ንሃገርነት፡ ናጽነትን ልኡላውነትን ኤርትራ ኣፍልጦ ሂባ? ክትስርዞ ወይ ክትስሕቦኸ ትኽእል ድያ? ሳዕቤኑ እንታይ ክኸውን ይኽእል? ዓለምለኻዊ ሕጊታትን ውዕላትን፡ ከምኡ'ውን ክኢላታት ዓለማዊ ዝምድናታትከ እንታይ ይብሉ?
ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ካበይ ናበይ፡ ሃለዋቱኸ ኣብ ምንታይ ይርከብ?
ሃለዋት ህግደፍ ግን ኣብዚ እዋን'ዚ እንታይ ይመስል? ነቲ 'ደሞክራስን ፍትሕን' ዘጠቓልል ስሙ በቒዕዎዶ? መፈጠርን ዛንታን ናይቲ ኣብ ውሽጡ ዝዓበየ ምስጢራዊ 'ሰልፊ' እንታይ'ዩ? ነዚኦምን ካልኦት ተመሳሰልቲ ሕቶታት ናይቲ ውድብ ንምምላስ ንሓፈሻዊ ጕዕዞኡ ዳህሲስናዮ ኣለና።
ኤርትራ፡ ምስ ኵሉ ጸጋታታ ስለምንታይ ወጻእተኛታት በጻሕቲ ዘይገሹዋ?
ኤርትራ፡ ካብ ድቃሳ ምስተበራበረት ንጸጋታት ክትሰርሓሉ እንተጀሚራ መስሕብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ክትከውን ዓቢይ ተኽእሎን ዕቝር ጸጋታትን ከምዘለዋን ዘጠራጥር ኣይኰነን፤ ሕጂ ግን ብድኽመት ምሕደራ ዝተዳህከት፡ ኣዝያ ዕጽውቲ ሃገር እያ።
ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ብዘይቅዋምን ምርጫን ንልዕሊ 35 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝርከብ መራሒ
ኣብ 1993፡ ኤርትራውያን መሰል ርእሰ-ውሳነኦም ብረፈረንዱም ምስ ኣረጋጋጹ፡ ኢሳይያስ ንፈለማ እዋን ከም መራሒ ኤርትራ ኣብ ኣህጉራዊ መድረኻት ተራእየ። ኣብ ዋዕለ መራሕቲ ኣፍሪቃ ኣብ ካይሮ ኣብ ዝተሳተፈሉ፡ ነቶም ኣብ ስልጣን ዝጸንሑ ወለዶ መራሕቲ ኣፍሪቃ፡ "ንሓያሎ ዓመታት ኣብ ስልጣን ክዅየጡ ዝደልዩ፡" ክብል ዘሊፉዎም።
ኤርትራ ብኸመይ ካብዚ ዘይብተኽ ዓንኬል ኲናትን 'መዋእል ክሳራን' ክትገላገል ትኽእል?
እቲ ዝበዝሕ ኣፍራዪ ዓቕሚ ሰብ እታ ሃገር፡ ካልኣይ ደረጃ ይዅን ዩኒቨርሲቲ ዝወድአ ከይተረፈ፡ ኣብ ሰራዊት ከቲቱ ብዘይኣድማዕነት ዝጸንሐ'ዩ። በዚ ድማ እቲ እንኮ መዋጽኦ መንእሰያት ኤርትራ፡ ስደት ኰይኑ ጸኒሑን ኣሎን። ብሰንኪ ብሕታዊ ወፍሪ ዘየተባብዕ ፖሊሲ መንግስቲ ድማ ናይ ወጻኢ ኣውፈርቲ ክኣትዉስ ይትረፍ እቶም ኣብ ውሽጢ ዓዲ ንኣሽቱን ማእከሎትን ንግዳዊ ትካላት ብምምስራት ክንቀሳቐሱ ጀሚሮም ዝነበሩ ብዙሓት ሰብ ጸጋ ዜጋታት'ውን ግዳይ ናይቲ ኵነታት ኰይኖም ምስ ገንዘቦም ናብ ስደት ውሒዞም'ዮም።
ቢቢሲ ትግርኛ ኣብ ዩቱብ
ቪድዮ, ኣመሪካ ብኸመይ ሃገር ክትኸውን በቒዓ? ጉዕዞ 250 ዓመት
ኣመሪካ ካብ እትምስረት ዕድሚኣ 250 ዓመት መሊኡሎ። - ግን ካብ መሰረቱ ብኸመይ እያ ሃገር ክትኸውን በቒዓ? ስጳኛ ንክሪስቶፈር ኮሎምቦስ ናብ ኤስያ ሓድሽ መንገዲ ንኽረክብ ብምሕሳብ ካብ ዝለኣኽትሉ 1492 እቲ ዛንታ ይጅምር።
ቪድዮ, ኣብቲ ብደቀንስትዮ ልሙድ ዘይኰነ ስራሕ ብምስራሕ ሽማ ተጸውዕ ዘላ ፋና ተስፋይ
መንእሰይ ፋና ተስፋይ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዘለዋ ሒደ ት ደቀንስትዮ መራሕቲ በጻሕቲ ዓዲ ሓንቲ እያ። ብፍላይ ድማ ኣብቲ ጸምጸም በረኻ ዓፋር ዝርከብ መስሕብ በጻሕቲ ዓዲ ዝዀነ ዳናክል ዲፕሬሽን ብብዝሒ ትንቀሳቐስ።
ቪድዮ, ብዕድመ ንዝዓብያ ሰብኣይ ካብ ምምርዓው ሃዲማ ቀዳመይቲ እመቤት ንምዃን ዝበቕዐት
ቀዳመይቲ እመቤት ሴራሊዮን ፋጢማ ባዮ ምስ ቢቢሲ ግሎባል ዊመን ኣብ ዝገበረቶ ፍሉይ ቃለ መሕትት ንሜጋ ሞሃን ብዛዕባ ውልቃዊ ተመኩሮኣ ከመይ ጌሩ ኣንጻር መርዓ ህጻናት ጽኑዕ ጎስጓሲት ክትከውን ከም ዝገበራ ኣዕሊላታ። ጻዕርታታ፡ ኣብ ዙርያ መሰላት ህጻናት ውጽኢታዊ ሕግታት ክህልዉ ዝዓለመ እዩ።
ቢቢሲ ትግርኛ ኣብ ዋትስኣፕ ቻነል
ትንታነ
"መዓልቲ ፈተና ተቐዪሩ ምስተብሃለ፡ ናብ ገዝኦም ዘይተመለሱ ደቂ ክፍለይ ኣለዉ"
ኣብ ትግራይ ኣብ ጉዳይ ሃገራዊ ፈተና ተምሃሮ 12 ክፍሊ ብዝምልከት ቢሮ ትምህርቲ ትግራይን ሃገራዊ ኣገልግሎት ፈተናን ምዘናን ትምህርቲን ዝተፈጠረ ምስሕሓብ፡ ነዚ ፈተና ክዳለዉ ንዝፀንሑ ተምሃሮ፡ ከምኡ’ውን ወለዲን መምህራንን ኣብ ሻቕሎት ሸሚምዎም ይርከብ።ሚኒስትር ትምህርቲ ኢትዮጵያ፡ ካብቲ ሃገራዊ ስርዓተ-ፈተና ወፃኢ ዝወሃብ ዝዀነ ዓይነት ፈተና ተቐባልነት ከም ዘይብሉን ሃገራዊ ኣፍልጦ ከም ዘይወሃቦን ኣጠንቂቑ።
ኣስመራን ኣዲስ ኣበባን ሓዘነን ዝገለጻሉ 'ኣቦ ዘመናዊት ቐጠር' ሸኽ ሓማድ መን እዩ?
ሸኽ ሓማድ ቢን ኻሊፋ ኣል-ታኒ፡ ኣብ ዞባዊ ጉዳያት ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ብፍላይ ድማ ኣብ ዲፕሎማስያዊ ዝምድናታት ኤርትራ ዕዙዝ ተራ ዝነበሮ መራሒ እዩ። ሓደ ካብቶም ዝዝከሩ ዲፕሎማስያዊ ስርሓቱ፡ ኣብ ግንቦት 1999 ኣብ መንጎ ኤርትራን ሱዳንን ተፈጢሩ ዝነበረ ወጥሪ ንምህዳእ፡ ኣብ ዶሓ ዝተፈረመ ናይ ሰላም ስምምዕ ክውን ንምግባር ዝገበሮ ጻዕሪ ይጥቀስ።
ስምምዕ ኣመሪካን ኢራንን፡ ትራምፕ 'ተወዲኡ' ቅድሚ ምባሉ ዝፈረሰሉ ምኽንያት እንታይ እዩ?
ክልተኦም ወገናት ምሉእ ብምሉእ ተዅሲ ደው ኣቢሎም ዘይፈልጡ እኳ እንተዀኑ፡ ኣብ መፋርቕ ሰነ ሰነድ ምርድዳእ ድሕሪ ምፍራሞም፡ ብዘይተለምደ መንገዲ መጥቃዕትታት ክካየድ ጸኒሑ እዩ።
ፕረዚደንትነት ትራምፕ ክትዕ የለዓዕል - ክንደይ ዝኣክል ስልጣን እዩ ልዕሊ ዓቐን?
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ፡ ብግህዶ ውልቃዊ ስልጣኑ ናይ ምርኣይ ወይ ናይ ምጉላሕ ባህጊ ዘለዎ ይመስል። ኣብ ኣደባባይ ብግልጺ ብዝንእድዎ ሰበስልጣንን ኣባላት ካቢነ እዩ ተኸቢቢ ዘሎ። ካብ ሞጐሱ ንዝወደቑ መራሕቲ ዓለም የጥቅዕ። ንገለ ካብተን ዝዓበያ ኮርፖሬሽናት ኣመሪካ ድማ ድሌቱ ንኽፍጽማ ጸቕጢ ይገብር።
ዝተዓግተ ሃብቲ ኢራን፡ እቲ ገንዘብ ኣበይ ኣሎ፡ ስለምንታይከ ኣገዳሲ ኰይኑ?
ጠቕላላ ዋጋ እቲ ተዓጊቱ ዘሎ ሃብቲ ኢራን ብልክዕ ክንደይ ምዃኑ ዝገልጽ ወግዓዊ ኣሃዝ የሎን። እንተዀነ፡ ግምታት ካብ 27 ቢልዮን ክሳብ ልዕሊ 100 ቢልዮን ዶላር ከም ዝበጽሕ የረድእ።
ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳን ስለምንታይ እየን ኣብ ጉዳይ ትግራይ ዘጠንቅቓ ዘለዋ?
ምምሕዳር ኣመሪካ ተሪር መጠንቀቕታ ብምውጻእ፡ ኵሎም ነቲ ተነቃፊ ዝዀነ መስርሕ ሰላም ይዕንቅፉ ኣለዉ ዝበሎም ሰበስልጣን ህወሓት፡ ካብ ኣካይዳኦም ተቘጢቦም ብህጹጽ ናብ ጠረጴዛ ዘተ ክምለሱ ክጽውዕ እንከሎ ሕብረት ኤውሮጳ’ውን እቲ ኵነታት ከም ዘተሓሳሰቦ ገሊጹ።
ኲናት ኢራን ንዞባዊ ፖሊሲ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ብኸመይ ቀዪሩዎ?
ኲናት ኢራን፡ ፖለቲካውን ቍጠባውን ምትእስሳር ጥራይ ርሑቕ ከም ዘየብጽሕ ዘርኣየ ክስተት ኰይኑ ኣሎ። ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ድማ ኣብቲ ብቝልጡፍ ዝልወጥ ዘሎ ማእከላይ ምብራቕ፡ ስትራተጅያዊ ቦታ ንምሓዝ እትገብሮ ጻዕሪ ኣሐይላቶ ኣላ።
ዓባይ ብሪጣንያ ስለምንታይ'ያ መራሕታ ትቐያይር ዘላ?
እዚ ጽሑፍ ዓባይ ብሪጣንያ ስለምንታይ'ያ መራሕታ ትቐያይር ከምዘላ ዝድህስስ እዩ።
ካብ ብሬክሲት ክሳብ መረጻ 2027፡ ብሪጣንያን ኤውሮጳን ኣብ መስቀላዊ መንገዲ
ምስ ሕብረት ኤውሮጳ ዝግበር ሓድሽ ዘተ ብሰንኪ እዚ ኣብ ፖለቲካ ብሪጣንያ ዘሎ ዘይምርግጋእ ክዕንቀፍ ከም ዝኽእል ስግኣታት ይለዓል እዩ።
ኢትዮጵያ፡ ሰልፊ ቀዳማይ ምኒስተር ኣብይ ኣብ መረጻ ምዕዋቱን ስግኣት ሓድሽ ግጭትን
ኣብ ኢትዮጵያ ድሕሪ ዝተኻየደ መበል ሻውዓይ ሃገራዊ መረጻ፡ ቀዳማይ ምኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ዝመርሖ ሰልፊ ብልጽግና፡ ኣብዝሓ ድምጺ ባይቶ ዓቂቡ ኣብቲ መረጻ ከም ዝተዓወተ ብወግዒ ተገሊጹ።
ስምምዕ ኣመሪካን ኢራንን እንታይ ዝሓዘ እዩ?
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ፡ ነቲ መጻብቦ ሆርሙዝ ዳግማይ ንምኽፋት ዝዓለመ ስምምዕ፡ ኣብ ፈረንሳ፡ ኣብ ኤቭያን-ለ-በን ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ ጕጅለ-7 እናተሳተፈ ከሎ ብወግዒ ፈሪምዎ።
ናብ ዓባይ ብሪጣንያ ክሰግሩ ተጨውዮም ኵሊቶም ከም ዝውሰድ ዝተፈራርሑ 300 ስደተኛታት
ናብ ዓባይ ብሪጣንያ ንምስጋር ይፍትኑ ዝነበሩ 300 ስደተኛታት ተጨውዮም፣ ስቅያት ከም ዝተፈፀሞምን ክፋላት ሰብነቶም ብኣስገዳድ ተነቒሉ ከም ዝውሰድ ምፍርራሕ ከም ዝበፅሖምን ቢቢሲ መርትዖ ረኺቡ።
ኣዘራረብቲ ዛዕባታት
ኣብይ ኣሕመድ፡ ኢትዮጵያ ንቀይሕ ባሕሪ ዝስኣነትሉ መገዲ ኣመልኪቱ እንታይ ኢሉ?
መንግስቲ ኣብይ ኣሕመድ ካብ መወዳእታ 2023 ጀሚሩ ነዚ ጉዳይ ከልዕሎ ዝጸንሐ ኰይኑ፡ ብፍላይ ኢትዮጵያ ብ2024 ኣፍ-ደገ ባሕሪ ንምርካብ ምስ ሶማሊላንድ ኣካታዒ ሰነድ ምርድዳእ ካብ እትፍርም ንድሓር ኣብ መላእ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዝርአ ዲፕሎማሲያዊ ወጥሪ ዘጋደደ ጕዳይ ኰይኑ መጺኡ'ዩ።
ትግራይ፡ ፈተነ ቅትለት ዝተፈጸሞም መራሕቲ ሃይማኖት ኣብ ገዛ ማእሰርቲ ከምዝርከቡ ተሓቢሩ
ሊቀ ጳጳስ ሃገረ ስብከት ሑመራ ብጹእ ኣቡነ ናትናኤል ከምኡ'ውን ዋና ጸሓፊ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ብጹእ ኣቡነ ኣረጋዊ ብቀዳም ዕለት 4 ሓምለ (ግእዝ) ኣጋምሸት ኣብ ቀይዲ ኣትዮም ብድሕሪኡ ኣብ ገዛ ማእሰርቲ ከምዝርከቡ፡ በቢሲ ዝረኸቦ ሓበሬታ የምልክት።
'እንቐብሮ ኣስክሬን የብልናን' - ቃንዛ ኣብ ስዑዲ ደቆም ብሞት ዝተቐጽዑ ተጋሩ ስድራ
"ሰለስተ ዓመትን ፈረቓን ከም ዝተኣሰሩን ከም ዝተቐተሉን ኣርዲኦምና፤ ሬሳና ግን ኣይተቐበልናን። ፍርድኹም ተወሲኑ እዩ ምስ ስድራኹም ተራኸቡ'ውን ኣይበሉዎምን፤ ኣጻርዩ በዚ እዮም ተቐቲሎም ኢና ዝነገረና'ውን የለን፤ ተበዲልና ኢና፡ ግዜ ክፍእ ስለ ዝበደሎም ክሽቅሉ እዮም ከይዶም፡" ይብሉ ኣቶ ሓጐስ።
ሕቡራት ሃገራት፡ መዝነት ፍሉይ ተኸታታሊ ኵነታት ሰባዊ መሰላት ኤርትራ ክሕደስ ተወሲኑ
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዑስማን ሳልሕ ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ዲፕሎማሰኛታት ወጻኢ ብምዕዳም ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፡ መዝነት ናይቶም ፍሉያት ወኪላት ንምስሊ እታ ሃገር ይድውን ከምዘሎን፡ ምስ ሃገራት ምዕራብ ኣብ ዝህሉ ዝምድና ዕንቅፋት ምዃኑን ብምብራህ፡ ደው ክብል ጸዊዑ ነይሩ።
ካብ ቴህራን ክሳብ ዒራቕ፡ ንሽዱሽተ መዓልታት ዝቕጽል ስነስርዓት ቀብሪ ዓሊ ኻመኒ እንታይ ክመስል እዩ?
ንላዕለዋይ መራሒ ኢራን ነበር ኣያቶላ ዓሊ ኻመኒ ዝግበር ተዝካር - ድሕሪ ምቕታሉ ልዕሊ ኣርባዕተ ኣዋርሕ - ቀዳም 4 ሓምለ ኣብ ቴህራን ክጅምር እዩ። ሰበስልጣን ኢራን ነዚ ፍጻመ "ናይ ክፍለ-ዘመን ቀብሪ" ክብሉ ይጽውዕዎ ኣለዉ።
ኣመሪካ፡ ብሰንኪ ደቀን ኣብ መሪር ሓዘን ዝኣተዋ ሶማልያውያን ኣደታት
ብመሰረት ክፍሊ ጥዕና ሚነሶታ፡ ኣብ 2024 ጥራይ፡ 678 ሰባት ብሰንኪ ልዕሊ ዓቐን መድሃኒት ኦፒዮይድ ሞይቶም፡ እዚ ድማ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተዋህበ መረዳእታ እዩ። ኣብ ኣመሪካ ግዝኣት ሚነሶታ ዝርከብ ማሕበረሰብ ሶማላውያን ድማ ካብቶም ኣዝዮም ዝተጠቕዑ ሰባት እዮም።
ትግራይ፡ በቲ ግዱድ ኣዋጅ ዕስክርና ንሓደጋ ዝተቓልዑ ሕጊታትን መሰላትን
ንግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ተኪኡ፡ ስልጣን ዝተቘፃፀረ ኣካል- ነባር ክልላዊ ቤት ምኽሪ፡ ነቲ ሰነድ፡ 24 ግንቦት 2018 [ግ] ከም ዘፅደቘ ዝተገልፀ ኰይኑ፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ኣንፀላልዩ ዘሎ ሓደጋ ወራር ህልውና ንምምካት ዝዓለመ ከም ዝዀነ እዩ ዝምጉት። መስራትን ምክትል ዳይሬክተርን ትካል 'ሁይማን ራይትስ -ፈረስት ኢትዮጵያ' ፡ በዓል-ሞያ ሕጊ ኣይተ መብርሂ ብርሃነ፡ ነቲ ኣዋጅ ዝተቓወመሉ ምኽንያት ኣብሪሁ'ሎ።
27 በረራታት 24 ግጥማት፡ ፕረዚደንት ፊፋ ብኸመይ ኣረኻኺቡሉ ሳዕቤናቱኸ?
ፕረዚደንት ፊፋ ጃኒ ኢንፋንቲኖ፡ ኣብዚ ናይ ሎምዘበን ዋንጫ ዓለም፡ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙን ጥራይ ኣብ መላእ ሰሜን ኣመሪካ ኣብ ዝተኻየዱ 24 ግጥማት ተረኺቡ።
ኤርትራ ንመግለጺ ሓላፊ ሃገራዊ ድሕነት ኢትዮጵያን ጌታቸው ረዳን ዝሃበቶ ምላሽ
ምኒስትሪ ዜና ኤርትራ፡ ሓላፊ ሃገራዊ ድሕነት ኢትዮጵያ ሬድዋን ሑሴን ምስ ጌታቸው ረዳ ተላፊኑ ኣብ ኣልጀዚራ ንዘውጽኦ ጽሑፍ፡ "ትያትራውን ፈጠራውን" ክስታት ብምባል ሓቅነት ከም ዘይብሉ ገሊጹ።
ኣቢይ ኣሕመድ ብዛዕባ ናይ 'ጽምዶ' ሓይልታትን መረጻን ዝሃቦ ሓድሽ መግለጺ
እቲ ውጽኢቱ ገና ዘይተገልጸ ሃገራዊ ምርጫ ሰፊሕ ከባቢታት ክልላት ኦሮሚያን ኣምሓራን፡ ከምኡ'ውን ክልል ትግራይ ብዓቢዩን ዘይተሳተፍዎ'ዩ ነይሩ። ኣብቲ መስርሕ፡ ካብ 10,400 ንላዕሊ ን42 ፖለቲካውያን ሰልፍታት ወኪሎም፡ 80 ድማ ብውልቆም ዝተሳተፉ ሕጹያት ንሃገራውን ክልላዊ ባይቶታትን ከም ዝተወዳደሩ'ውን ጠቒሱ'ሎ።
'ኤርትራ ዓንዲ ማእከል ጸጥታን ምርግጋእን ቀርኒ ኣፍሪቃ እያ'- ግብጻዊ ሚኒስተር
ዓቢ ጕጅለ ልኡኽ መሪሑ ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ከካይድ ዝቐነየ ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ዶ/ር በድር ምስ መንግስታዊ ማዕከናት ዜና ኤርትራ ስፍሕ ዝበለ ቃለመሕትት ኣካይዱ። በድር ዓብደልዓጢ ከም ዝበሎ፡ ዝምድና ግብጽን ኤርትራን "ዓቢ ዓይነታዊ ገስጋስ" ኣመዝጊቡ ኣሎ።
ሳይንስን ጥዕናን
ኢንተርነት ዳታ ብምዕቃብ ትሕዝቶታት ቢቢሲ ትግርኛ ብቐሊሉ ኣንብቡ።
ዳታ ንምዕቃብ ነቲ መርበብ ሓበሬታ ብጽሑፍ ጥራይ ኣንብቡ።















![ፊልሞን ሓጎስ፣ ኪዳነ ኣንገሶምን ክብሮም ገብረማርያምን [ካብ ጸጋም ናብ የማን] ኣብ 21 ሚያዝያ 2026 ብሞት ተቐጺዖም](https://ichef.bbci.co.uk/ace/ws/240/cpsprodpb/2266/live/c9828950-553c-11f1-b682-cf91850925ea.png.webp)




![ኣብቲ መበል 48 ሓፈሻዊ ዋዕላ ሕቡራት ሃገራት ንወኪል ኤርትራ ዝመርሐ ሽዑ ምኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ዝነበረ ማሕሙድ ኣሕመድ ሸሪፎ [ጸ]፡ ኣብ ጐድኑ ኣቶ የማነ ገብረኣብ፡ ኣቶ ሓጐስ ገብረሂወት፡ ብድሕሪኡ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል፡ ኣቶ ኣሚን ሓሰንን ካልኦትን ይረኣዩ።](https://ichef.bbci.co.uk/ace/ws/240/cpsprodpb/1ffe/live/bf49b970-b354-11f0-ad84-99ce12c6004d.jpg.webp)





























































