ኔታንያሁ፡ ‘እዚ እዋን ኲናት’ዩ’ ብምባል ምስ ሓማስ ተኹሲ ደው ምባል ነጺጕ

ትካላት ረድኤት ሕቡራት ሃገራት እቲ ኣብ ሞንጐ እስራኤልን ሓማስን ዝቕጽል ዘሎ ጐንጺ ጠጠው ክብል ይሓታ ኣለዋ። ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ግን፡ ምቁራጽ ተጻብኦ “ንሓማስ ኢድ ምሃብ’ዩ” ብምባል ነቲ ዝቐርብ ዘሎ ጻውዒታት ነጺጉ።

ቀጥታዊ ሸፈነ

  1. ሰራዊት እስራኤል ካብ ኣገዳሲ መስመር ቓዛ ክወጽእ ጀሚሩ

  2. ቃዛ፡ ምስሊ ዝተጐሳቐሉ ፍቱሓት ጅሆ ዝፈጠሮ ቁጥዐ፣ እንታይ ከስዕብ ይኸውን?

  3. ብውጥን ትራምፕ ዝሰንበዱ ፍልስጤማውያን፡ ካብ ቓዛ ክወጽኡ ድዮም?

  4. ሕቡራት ሃገራት፡ ንምንታይ መረጻ ደቡብ ሱዳን ንምንዋሕ 'ሸውሃት የሎን' ኢሉ?

  5. ቓዛ፡ እማመ ትራምፕ ኣይክፍጸምን፣ ሳዕቤን ግን ኣለዎ

  6. ትራምፕ፡ ስለምንታይ ንቓዛ ክቈጻጸር ይደሊ፣ ክሕዛኸ ይኽእል'ዶ?

  7. ቓዛ፡ እማመ ፕረዚደንት ትራምፕ ሓያል ዓረባዊ ተቓውሞ ገጢምዎ

  8. ናብ ምድሪ ከይወድቕ ተሰጊኡ ዘሎ ምስ 'ኑክሌሳዊ ቦምባ ዝዳረግ' ደንጐላ ጠፈር

  9. ሕጕሳት ህዝቢ ዘለወን 10 ብሉጻት ሃገራት፡ ኢትዮጵያን ኤርትራን'ከ?

  10. ሓማስ፡ ላዕለዋይ ወተሃደራዊ ሓላፊኡ ከም ዝተቐተለ ተኣሚኑ

  11. ግጭት ኮንጎ ጠንቍ እንታይ'ዩ፣ ሩዋንዳ ስለ ምንታይ ትሳተፎ ኣላ?

  12. ውጻእ መዓት ናዚ፡ ኣውሮጳ ኣብ ኦሽዊትዝ ዝተፈጸመ ትርስዖ ኣላ

  13. ዕጡቓት ንኣገዳሲት ከተማ ተቘጻጺሮም፣ ነበርቲ ክሃድሙ ጀሚሮም

  14. ትራምፕ፡ ግብጽን ዮርዳኖስን ንፍልስጤማውያን ቓዛ ክወስዳኦም ሓቲቱ

  15. ዕጡቓት፡ 13 ዓቀብቲ ሰላም ቀቲሎም፣ ሃገራት ዜጋታተን ክወጽኡ ጸዊዐን

  16. ቓዛ፡ እስራኤል ስለምንታይ ምምላስ ፍልስጤማውያን ደው ኣቢላቶ?

  17. ጅሆ ተታሒዘን ዝጸንሓ ኣርባዕተ እስራኤላውያን ተፈቲሐን

  18. የመን፡ ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ዕጡቓት ሑቲ ዝጸንሓ ፖሊሲ ለዊጣ

  19. መዓስከር ጀኒን፡ እስራኤል ስለምንታይ'ያ ብተደጋጋሚ ትወርሮ ዘላ?

  20. ኲናት ቓዛ፡ 'ኣብ ነፍስ-ወከፍ ጐደና ምዉታት ኣለዉ'