ኔታንያሁ፡ ‘እዚ እዋን ኲናት’ዩ’ ብምባል ምስ ሓማስ ተኹሲ ደው ምባል ነጺጕ

ትካላት ረድኤት ሕቡራት ሃገራት እቲ ኣብ ሞንጐ እስራኤልን ሓማስን ዝቕጽል ዘሎ ጐንጺ ጠጠው ክብል ይሓታ ኣለዋ። ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ግን፡ ምቁራጽ ተጻብኦ “ንሓማስ ኢድ ምሃብ’ዩ” ብምባል ነቲ ዝቐርብ ዘሎ ጻውዒታት ነጺጉ።

ቀጥታዊ ሸፈነ

  1. ሑቲ፡ ሕነ ንምፍዳይ ናብ እስራኤል ሚሳይል ወንጪፉ

  2. ቓዛ፡ እስራኤል ብዝኸፈተቶ 'ሓድሽ መጥቃዕቲ' ኣማኢት ተቐቲሎም

  3. የመን፡ ንሑቲ ዒላማ ዝገበረ ሓድሽ መጥቃዕቲ ኣመሪካ ብዙሓት ሰባት ቀቲሉ

  4. ምምሕዳር ትራምፕ ኣብ ልዕሊ ዩክረይን ዝገበሮ እገዳ ኣልዒሉ: ዘተ ምስ ሩስያ ኸ ክሰልጥ ድዩ?

  5. ስዑዲ ዓረብን ቀጠርን ስለምንታይ ብዙሕ ዘተ ሰላም የካይዳ?

  6. እስራኤል ኤርትራውያን ንምስጓግ ቀዳማይ እማመ ኣጽዲቓ፣ ኣምነስቲኸ እንታይ ኢሉ?

  7. ንውጥን ትራምፕ ዝቃጸጽ፡ እማመ ዳግመ-ህንጸት ቓዛ ሃገራት ዓረብ፡ እንታይ ይብል?

  8. እስራኤል ናብ ቃዛ ረድኤት ከይሓልፍ ከልኪላ፡ እቲ ውዕል ሰላም ኣብቂዑ ማለት ድዩ?

  9. ሞሳድ ቅድሚ 40 ዓመት ኣብ ኢትዮጵያ ዝፈጸሞ 'ምስጢራዊ' ስርሒት

  10. ንፈለማ ዝተራእየ 'ምስጢራዊ' ካርታ እስራኤልን ፍልስጤምን ሰላምዶ ምፈጠረ?

  11. ድሕሪ 10 ዓመት ካብ ማእሰርቲ ሓማስ ናጻ ዝወጽአ ቤተ-እስራኤላዊ ኣቬራ መንግስቱ

  12. እስራኤል፡ እቲ ትማሊ ዝተረከበቶ ኣስክሬን ናይታ ምስ ደቃ ዝተጨውየት ኣደ ኣይኰነን ኢላ

  13. ሃገራት ዓረብ ንቓዛ ዳግማይ ንምህናጽ እንታይ ወጢነን ኣለዋ?

  14. ዓለም 'የሻል' ኢላ ከም መንግስቲ ዝተቐበለቶም ዕጡቓት

  15. ትራምፕ ንፑቲን ስለ ምንታይ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ንራኸብ ኢሉዎ?

  16. ፓርላማ እስራኤል 'ንስርዓት ሃገሮም' ዝድግፉ ኤርትራውያን ስደተኛታት ንምስጓግ እማመ ኣቕሪቡ

  17. ምቍራጽ ተዅሲ ቓዛ ንምድሓን ዝግበር ጻዕሪን ስግኣት ዜጋታትን

  18. ሓማስ ክሳብ ቀዳም ጅሆታት እንተ ዘይፈቲሑ፡ ስምምዕ ተዅሲ ደው ምባል ከም ዘብቅዕ እስራኤል ኣጠንቂቓ

  19. 'ስምምዕ ሰላም ቃዛ'፡ ስለምንታይ እዩ መሰናኽላት ዝበዝሖ ዘሎ?

  20. ምጽጻይ ዓሌት እንታይ እዩ፣ ካብ ምጽናት ዓሌትከ ብኸመይ ይፍለ?