እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።

ናብ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታ ንምብጻሕ [መላግቦ ‘ምሉእ ትሕዝቶ’] ተጠቐሙ

ብዛዕባ ዳታ ምቝጣብ ንምፍላጥ ኣብዚ መላግቦ ነዚ ዝገልጽ ዓንቀጽ ጠውቑ

ኔታንያሁ፡ ‘እዚ እዋን ኲናት’ዩ’ ብምባል ምስ ሓማስ ተኹሲ ደው ምባል ነጺጕ

ትካላት ረድኤት ሕቡራት ሃገራት እቲ ኣብ ሞንጐ እስራኤልን ሓማስን ዝቕጽል ዘሎ ጐንጺ ጠጠው ክብል ይሓታ ኣለዋ። ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ግን፡ ምቁራጽ ተጻብኦ “ንሓማስ ኢድ ምሃብ’ዩ” ብምባል ነቲ ዝቐርብ ዘሎ ጻውዒታት ነጺጉ።

ቀጥታዊ ሸፈነ

  1. ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ዝተቐርቀሩ ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን እንታይ ይብሉ?

  2. ኢራን ንመጻብቦ ሆርሙዝ እንተዓፅያቶ ኣብ ዓለም እንታይ ይፍጠር?

  3. መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብሰንኪ ኲናት ማእከላይ ምብራቕ ሚልዮናት ስኢኑ

  4. ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ፡ ናብቲ ኲናት ተጐቲተን ክኣትዋ ድየን?

  5. መሓዙት ኢራን፡ ሩስያን ቻይናን ናበይ ኣተዋ?

  6. እስራኤልን ኣመሪካን ስለምንታይ ንኢራን ኣጥቂዐን፡ እቲ ኲናትከ ክሳዕ መዓስ ክጸንሕ ይኽእል?

  7. መሪሕነት ኢራን ንምእላይ ዝወጽአ መደብ ዕላማኡ እንታይ'ዩ?

  8. ነቲ ድሙቕ ሰማያት ዱባይ ናብ ደልሃመት ዝቐየሩ ሚሳየላት

  9. ኣብ ማእከላይ ምብራቕ ሓያል ሃገረ እስራኤል ብኸመይ ተመስሪታ?

  10. ሕዝቦላህ፡ ኣብ ሊባኖስ ዘለዎ ደገፍን ተቓውሞን እንታይ ይመስል?

  11. ኣብ ወሽመጥ ዓረብ ዝርከባ መሓዙት ኣመሪካ ብመጥቃዕቲ ኢራን ይሕመሳ ኣለዋ

  12. ላዕለዋይ መራሒ ኢራን ንምቕታል ኣዋርሕ ዝወሰደ ውጥን ኣመሪካን እስራኤልን

  13. መራሕቲ ዓለም ብዛዕባ መጥቃዕቲ ኢራን እንታይ ኢሎም?

  14. ኣያቶላህ ዓሊ ኻመኒ፡ ብሞት ዘኽተመ ሓጺናዊ ሓይሊ

  15. ኣመሪካን እስራኤልን ስለምንታይ እየን ናብዚ ሓደገኛ ኩነታት ኣትየን? ተንታኒ ፖለቲካ ቢቢሲ

  16. ላዕለዋይ መንፈሳዊ መራሒ ኢራን- ኣያቶላህ ዓሊ ኻመኒ- መን'ዩ?

  17. ኢራን፡ ንመጥቃዕቲ ኣመሪካ-እስራኤል ዝሃበቶ ግብረመልሲ ብኸመይ'ዩ ቅጽበታዊ ኰይኑ?

  18. ወተሃደራት እስራኤል፡ ንፍልስጤማዊ ቈልዓ ብጥይት ሃሪሞም ክሳብ ዝመውት ደው ኢሎም ምርኣዮም ዘረጋገጸ ቪድዮ

  19. ኢማራት፡ ቱርኪን ስዑድያን ካብ ኢትዮጵያ እንታይ'የን ዝደልያ?

  20. ኣመሪካ ንኢራን እንተኣጥቂዓ ክስዕቡ ዝኽእሉ ሸውዓተ ተኽእሎታት