እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።

ናብ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታ ንምብጻሕ [መላግቦ ‘ምሉእ ትሕዝቶ’] ተጠቐሙ

ብዛዕባ ዳታ ምቝጣብ ንምፍላጥ ኣብዚ መላግቦ ነዚ ዝገልጽ ዓንቀጽ ጠውቑ

ኔታንያሁ፡ ‘እዚ እዋን ኲናት’ዩ’ ብምባል ምስ ሓማስ ተኹሲ ደው ምባል ነጺጕ

ትካላት ረድኤት ሕቡራት ሃገራት እቲ ኣብ ሞንጐ እስራኤልን ሓማስን ዝቕጽል ዘሎ ጐንጺ ጠጠው ክብል ይሓታ ኣለዋ። ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ግን፡ ምቁራጽ ተጻብኦ “ንሓማስ ኢድ ምሃብ’ዩ” ብምባል ነቲ ዝቐርብ ዘሎ ጻውዒታት ነጺጉ።

ቀጥታዊ ሸፈነ

  1. ትራምፕ፡ 'ንኢራን ኣብ ሓደ ለይቲ ክንድምስሳ ኢና'

  2. ትራምፕ፡ ኢራን መጻብቦ ሆርሙዝ ክትከፍት ጸርፊ ኣሰንዩ የፈራርሕ

  3. ሆርሙዝ፡ ሚሳይል ንመርከቦም ድሕሪ ምህራሙ ብኸመይ ሓደ ባሕረኛ ሞይቱ፡ ሓደ ን24 ሰዓታት ብህይወት ጸኒሑ?

  4. ናብ ሳልሳይ ኲናት ዓለም ነምርሕ ዲና ዘለና?

  5. ኣብ 1970ታት ዝነበረ ቅልውላው ነዳዲ እንታይ'ዩ፣ ካብኡ ናብ ዝኸፍአ ዲና ነምርሕ ዘለና?

  6. ባብኤል መንደብ፡ እቲ ካልእ ኢራን 'ክዓጽዎ እየ' ትብሎ ዘላ መጻብቦ

  7. ኣመሪካ ብኸመይ ንደሴት ኻርግ ኢራን ንምቍጽጻር ክትፍትን ትኽእል?

  8. ቀይሕ ባሕሪ ብሑቲ ኣንጸላልይዎ ዘሎ ሓዲሽ ደበና ስግኣት

  9. ሑቲ፡ 'ኣጻብዕትና ኣብ ቃታ' - ናብ እስራኤል ተኲሱ ጸቕጢ የጋድድ

  10. ቅልውላው ነዳዲ፡ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝርከብአን ሃገራት ዝወስድኦ ዘለዋ ስጕምታት

  11. 'እቲ ዝኸበደ ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት'፡ ሃገራት ስግረ-ኣትላንቲክ ብንግዲ ጊላነት ካሕሳ ክኸፍላ ይግባእ ዶ?

  12. ሕቡራት ሃገራት፡ ጊላነት ኣፍሪቃውያን 'ዝኸበደ ገበን ኣንጻር ሰብኣውነት' ምዃኑ ኣፍልጦ ሂቡ

  13. ኢራን ስለምንታይ'ያ ንዝርርብ ኣመሪካ ነጺጋቶ?

  14. ተስፋ ዝርርብ ኣመሪካን ኢራንን ንነታንያሁ ኣብ ጸቕጢ የእትዎ

  15. ሃገራት ወሽመጥ ዓረብ፡ ስለምንታይ ኣብ ልዕሊ ኢራን ሕነ ካብ ምፍዳይ ተቘጢበን?

  16. ሚሳይላት ኢራን ናብ ኣውሮጳ ክበጽሕ ይኽእል ድዩ?

  17. ኲናት ኢራን ብኸመይ'ዩ ጀሚሩ፤ ድሕሪኡኸ እንታይ'ዩ ክኸውን?

  18. ኲናት ኢራን ንኪም ጆንግ ኡንን ሰሜን ኮርያን የስግእ ድዩ?

  19. ነዳዲ ንምቑጣብ ኢትዮጵያ እትርከበን ሃገራት ዓለም ዝወስድኦ ዘለዋ ስጕምቲታት

  20. ኢራን: ኣብ መዓስከራት ኣመሪካ ብዝፈጸመቶ ደብዳባት ናይ 800 ሚልዮን ዶላር ክሳራ ኣብጺሓ