እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።

ናብ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታ ንምብጻሕ [መላግቦ ‘ምሉእ ትሕዝቶ’] ተጠቐሙ

ብዛዕባ ዳታ ምቝጣብ ንምፍላጥ ኣብዚ መላግቦ ነዚ ዝገልጽ ዓንቀጽ ጠውቑ

ኔታንያሁ፡ ‘እዚ እዋን ኲናት’ዩ’ ብምባል ምስ ሓማስ ተኹሲ ደው ምባል ነጺጕ

ትካላት ረድኤት ሕቡራት ሃገራት እቲ ኣብ ሞንጐ እስራኤልን ሓማስን ዝቕጽል ዘሎ ጐንጺ ጠጠው ክብል ይሓታ ኣለዋ። ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ግን፡ ምቁራጽ ተጻብኦ “ንሓማስ ኢድ ምሃብ’ዩ” ብምባል ነቲ ዝቐርብ ዘሎ ጻውዒታት ነጺጉ።

ቀጥታዊ ሸፈነ

  1. ትራምፕን ነታንያሁን፡ ትልሚ ምቕያር ማእከላይ ምብራቕን ዝፈጠርዎ ዘይዓርፍ ቅልውላውን

  2. ኲናት ኢራንን እስራኤልን፡ ዓቕሚ ምጽዋር ቴህራን ይዓቢ ምህላዉ ዘርኢ ድዩ?

  3. ብዛዕባ ንትራምፕን ናታንያሁን ዘባኣሰ ርክብ ተሌፎን እንታይ ንፈልጥ?

  4. ትራምፕ ኵናት ክውዳእ'ዩ ዝደሊ፡ ኢራን ግን ንድሕሪት ትምለስ ኣይትመስልን'ያ- ትንተና

  5. ኢራን: 20 ወተሃደራዊ ማእከላት ኣመሪካ ከም ዘዕነወት ሓድሽ መርመራ ቢቢሲ ኣረጋጊጹ

  6. ትራምፕ፡ ኣብ እማመ ስምምዕ ኣመሪካን ኢራንን ክልወጥ ዝደለዮ እንታይ እዩ?

  7. ትራምፕን ኣማኸርቱን ናብ ኣኼባ ድሕሪ ምእታዎም እንታይ ተባሂሉ?

  8. ዘይነጸረ ዘተ ኣመሪካን ኢራንን፡ ቫንስ ብዛዕባ እቲ ስምምዕ እንታይ ይብል?

  9. ኣመሪካ፡ ኣብ ሰለስተ መዓልታት ንኻልኣይ ግዜ ንዒላማታት ኢራን ኣጥቂዓ

  10. ኣሕመዲነጃድ፡ ካብ ዕሉል ጸላኢ ናብ ተስፋ እስራኤል

  11. ዒድ ኣል ኣድሓ፡ ንምንታይ’ዩ ኣብ እዋን ሃይማኖታዊ በዓላት እንስሳ ዝሕረዳ?

  12. ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ደቡባዊ ኢራን ሓድሽ መጥቃዕቲ ፈፂሙ

  13. ኤርትራ ኣብ መበል 35 ዓመት ናጽነት፡ ታሪኽ ምስሳን ህዝብን ፈተና ስደትን

  14. ኣስመራ፡ ርክብ ሰበስልጣን ኤርትራን ቐጠርን

  15. ደውታ ውግእ ወሽመጥ፡ ድሌት መራሕቲ ሃገራት ዓረብ ንውሳነ ትራምፕ ቀዪሩዎ

  16. ብቴክኒካዊ መዳይ ኣብ ኲናት ዝርከባ ጐረባብቲ፡ ኣየኖት ሃገራት ዓረብ'የን ንእስራኤል ኣፍልጦ ዝህባ?

  17. ኤርትራን ግብጺን ዝተፈላለየ ስምምዓት ፈሪመን

  18. ዶናልድ ትራምፕ፡ ንመደባት ንዩክለር ኢራን ን20 ዓመታት ደው ምባል እኹል'ዩ ኢሉ

  19. ነታንያሁ ኣብ እዋን ኲናት ኢራን 'ብምስጢር ናብ ኢማራት በጺሐ' ይብል፡ ኢማራት ግን ካልእ

  20. ኤርትራ፡ ፍሉይ ልኡኽ ሰብኣዊ መሰላት ክቕጽልን ተሓታትነት ክሰፍንን ዘይመንግስታውያን ማሕበራት ጸዊዐን