ኣኽሱም፡ ድሮ ሕዳር ጽዮን ብስእሊ

ከተማ ኣኽሱም ናብታ ከተማ በዓል ጽዮን ማርያም ከኽብሩ ንዝመፅኡ ኣጋይሽ ንምቕባል ፀርያን ወቂባን ትረአ
መግለጺ ስእሊ, ከተማ ኣኽሱም በዓል ጽዮን ማርያም ከኽብሩ ንዝመፅኡ ኣጋይሻ ንምቕባል ፀርያን ወቂባን ትረአ
Published
ናብ መሸጣ ዝቐረቡ ነቲ በዓል ዘድምቑ ባህላዊን ሃይማኖታዊን ናውቲ
መግለጺ ስእሊ, ናብ መሸጣ ዝቐረቡ ነቲ በዓል ዘድምቑ ባህላዊን ሃይማኖታዊን ናውቲ
በዓል ጽዮን ማርያም ከብዕል ናብ ኣኽሱም ዝኸደ ጋሻ እዞም ብላኻን ሃሪን ማዕሪጎም ዝተሰርሑ ናውቲ ይዕድግ
መግለጺ ስእሊ, በዓል ጽዮን ማርያም ከብዕል ናብ ኣኽሱም ዝኸደ ጋሻ እዞም ብላኻን ሃሪን ማዕሪጎም ዝተሰርሑ ናውቲ ይዕድግ
ከተማ ኣኽሱም ኣብ ዓመታዊ በዓላ
መግለጺ ስእሊ, ከተማ ኣኽሱም ኣብ ዓመታዊ በዓላ
ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ሕዳር ጽዮን ከብዕሉ ዝመፅኡ ኣጋይሽ ኣብ ቀፅሪ እንዳ ጽዮን ማርያም ኣብ ጸሎትን ምህላን ይሓድሩ
መግለጺ ስእሊ, ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ሕዳር ጽዮን ከብዕሉ ዝመፅኡ ኣጋይሽ ኣብ ቀፅሪ እንዳ ጽዮን ማርያም ኣብ ጸሎትን ምህላን ይሓድሩ
ኣብ ሃዋሁ ሰላም ሕዳር ጽዮን ከኽብር ዝተዳለወ ህዝቢ
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ሃዋሁ ሰላም ሕዳር ጽዮን ከኽብር ዝተዳለወ ህዝቢ
ኣመንቲ ኣብ ከባቢ ቀጽሪ ማርያም ጽዮን
መግለጺ ስእሊ, ኣመንቲ ኣብ ከባቢ ቀጽሪ ማርያም ጽዮን
ኣደታትን ኣቦታትን ናብ ቤተክርስትያን ጽዮን ማርያም እንትውሕዙ
መግለጺ ስእሊ, ኣደታትን ኣቦታትን ናብ ቤተክርስትያን ጽዮን ማርያም እንትውሕዙ
ንመሸጣ ዝተዳለወ ስፌታት
መግለጺ ስእሊ, ንመሸጣ ዝተዳለወ ስፌታት