ኣሸንዳ፡ ኣከባብራ በዓል ኣብ መቐለ- ብስእሊ
መግለጺ ስእሊ, በዓል ኣሸንዳ ኣብ ትግራይ ብፍላይ ድማ ኣብ ከተማ መቐለን ዓብዪ ዓዲን ብፍሉይ ድምቀት ክኽበር ጀሚሩPublished
ንባብ: 2 ደቓይቕ
መግለጺ ስእሊ, ቆልዑ ኣሸንዳ ብባህላዊ ዓለባ: ቁኖን መመላኽዕን ደሚቐን ወደሳን ፀወታን ጀሚረን ኣለዋመግለጺ ስእሊ, እቲ በዓል ሎሚ ሓሙስ ጀሚሩ ክሳብ ቀዳም ደሚቑ ክቕጽል እዩ።መግለጺ ስእሊ, ቅንያት ኣሸንዳ ፍልፍል እቶት እውን እናኾነ ብምኻዱ ኣብቲ ቅነ ብርክት ዝበሉ ባህላዊ መመላኽዕታት ኣልባሳትን ንመሽጣ ይውዕሉመግለጺ ስእሊ, ቆልዑ ኣሸንዳ ባህሊ ወለደን ንምዕቃብ ኣብ ዝገብረኦ ምትእኽኻብ ክብረንን ጥዕናአን እውን ክሕልዋ ከምዝግበአን ሰብ ሞያ ጥዕና ይምዕዱመግለጺ ስእሊ, በዓል ኣሸንዳ መሰረቱ ሃይማኖታዊ ከምዝኾነ ይግለጽ። ይኹን ደኣ'ምበር ባህላዊ ትሕዝትኡ ካብ ግዜ ናብ ግዜ እናደመቐ ይኸይድ ኣሎ::