ስእላዊ መግለጺ ኣቀባብላ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ኤርትራ

መርሓባ እንቋዕ ብድሓን መጻእኩም
መግለጺ ስእሊ, መርሓባ እንቋዕ ብድሓን መጻእኩም
Published
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ምስ ፕረዝደንት ሃገር ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቒ ኣብ ኣህጉራዊ መዕርፎ ነፈርቲ ኣስመራ 08/07/2018
መግለጺ ስእሊ, ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ምስ ፕረዝደንት ሃገር ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኣህጉራዊ መዕርፎ ነፈርቲ ኣስመራ
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ምስ ፕረዝደንት ሃገር ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኣህጉራዊ መዕርፎ ነፈርቲ ኣስመራ 08/07/2018
መግለጺ ስእሊ, ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ምስ ፕረዝደንት ሃገር ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ኣብ ኣህጉራዊ መዕርፎ ነፈርቲ ኣስመራ
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ምስ ፕረዝደንት ሃገር ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ 08/07/2018
መግለጺ ስእሊ, ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ምስ ፕረዝደንት ሃገር ኤርትራ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ
ንቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ዘሳፈረት መኪና ኣብ ጎደና ሰማእታት ኣስመራ 08/07/2018
መግለጺ ስእሊ, ንቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ዘሳፈረት መኪና ኣብ ጎደና ሰማእታት ኣስመራ
ንቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ንምቅባል ናብ ጎዶናታት ኣስመራ ካብ ዝወጻ ኣዴታት 08/07/2018
መግለጺ ስእሊ, ንቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ንምቅባል ናብ ጎዶናታት ኣስመራ ካብ ዝወጻ ኣዴታት
ንቀዳማይ ሚኒሰትር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ንምቕባል ናብ ጎደና ሓርነት ዝወጸ ህዝቢ 08/07/2018
መግለጺ ስእሊ, ንቀዳማይ ሚኒሰትር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ንምቕባል ናብ ጎደና ሓርነት ዝወጸ ህዝቢ
"እንቋዕ ብድሓን መጻእኹም" 08/07/2018
መግለጺ ስእሊ, "እንቋዕ ብድሓን መጻእኹም"
ነበርቲ ኣስመራ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ድሙቕ ኣቐባብላ እናገበርሉ
መግለጺ ስእሊ, ነበርቲ ኣስመራ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ድሙቕ ኣቐባብላ እናገበርሉ
ንቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ንምቕባል ካብ ዝወጸኡ መንእሰያትን ህጻናትን 08/07/2018
መግለጺ ስእሊ, ንቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ንምቕባል ካብ ዝወጽኡ መንእሰያትን ህጻናትን
ህዝቢ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ንምቕባል ኣብ ሜዳ ባሕቲ መስከረም 08/07/2018
መግለጺ ስእሊ, ህዝቢ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ንምቕባል ኣብ ሜዳ ባሕቲ መስከረም

እዚ ኣሳእል ካብ ሓላፊ ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተርን ኢትዮጵያ ኣቶ ፍጹም ኣረጋን ካብ ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል ኣብ ተዊተሮም ካብ ዘስፈርዎ ዝተወሰደ'ዩ።