ኔታንያሁ፡ ‘እዚ እዋን ኲናት’ዩ’ ብምባል ምስ ሓማስ ተኹሲ ደው ምባል ነጺጕ

ትካላት ረድኤት ሕቡራት ሃገራት እቲ ኣብ ሞንጐ እስራኤልን ሓማስን ዝቕጽል ዘሎ ጐንጺ ጠጠው ክብል ይሓታ ኣለዋ። ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ግን፡ ምቁራጽ ተጻብኦ “ንሓማስ ኢድ ምሃብ’ዩ” ብምባል ነቲ ዝቐርብ ዘሎ ጻውዒታት ነጺጉ።

ቀጥታዊ ሸፈነ

  1. 'ወለድና እንተዝህልዉ ክንደይ ጽቡቕ ነይሩ' ብኵናት ዝዘኽተሙ ፍልስጤማውያን

  2. ኣሜሪካ ካብ ሑቲ ዝተተኮሳ ድሮናት ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣውዲቓ

  3. ሰራዊት እስራኤል ናብ ደቡባዊ ቓዛ ይደፍእ

  4. ብካራን ብማርተሎን ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ሞትን ጉድኣትን ኣስዒቡ

  5. ኣብ ፅባሕ ግዝያዊ ምቁራፅ ተኹሲ ኣብ ዝተፈነወ መጥቃዕቲ፡ ኣስታት 200 ፍልስጤማውያን ተቐቲሎም

  6. ኣብ ልዕሊ እስራኤል ዘለዎ ተቓውሞ ንምግላጽ ንነብሱ ብሓዊ ዘቓጸለ ደጋፊ ፍሊስጤም

  7. ቓዛ፡ ደው ኢሉ ዝጸንሐ ደብዳብ ነፈርቲ እስራኤል ዳግም ጀሚሩ

  8. ብሊንከን፡ እስራኤል ሰላማውያን ሰባት ከይትጎድእ ብትሪ ጸዊዑ

  9. እስራኤልን ሓማስን ግዝያዊ ምቁራጽ ተኹሲ ክናዋሕ ተሰማሚዖም

  10. “ህጻናት እንታይ ስለዝኣበሱ’ዩ እዚ ተፈድዮም” ፍልስጤማዊ ኣቦ

  11. “ጓለይ፡ ዝተመንጠልኩዎ ሓጐስ ሒዛትለይ መጺኣ” ፍልስጤማዊት ኣዶ

  12. ኣብ ቓዛ ሕማማት ልዕሊ ቦምባ ክቐትሉ ከም ዝኽእሉ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣጠንቂቑ

  13. ‘ጓል 12 ዓመት እንከለኹ'የ፡ ንኽምርዖ ብ9 ዶላር ተሸይጠ’

  14. ሓማስ፡ ብ7 ጥቅምቲ ንእስራኤል ዘገርሀ ሓይሊ ብኸመይ ሃኒፅዎ?

  15. ዛንታታት ጥምየት፣ ፍርሕን ስቓይን ካብ ጅሆ ሓማስ ዝተፈትሑ እስራኤላውያን

  16. ሞይታ’ያ ተባሂሉ ተቐቢጻ ዝነበረት እስራኤላዊት ቆልዓ ምስ ኣቦኣ ተራኺባ

  17. ክሲ ፀረ-ሴማውነት ዝቐረበሉ ኢሎን ማስክ ናብ እስራኤል ገይሹ

  18. ቀይሕ ባሕሪ፡ ሓይሊ ባሕሪ ኣሜሪካ ንግዳዊት መርከብ ንዝጨወዩ ዕጡቓት ሒዙ

  19. እስራኤል፡ ንሓደ መኰንን ዘድሓነ ኤርትራዊ “ጅግና” ብምባል መንበሪ ፍቓድ ሂባቶ

  20. ሰለስተ ፍልስጤማውያን ተምሃሮ ኣብ ጥቓ ቀጽሪ ዩኒቨርሲቲ ኣመሪካ ብጥይት ተሃሪሞም