ኔታንያሁ፡ ‘እዚ እዋን ኲናት’ዩ’ ብምባል ምስ ሓማስ ተኹሲ ደው ምባል ነጺጕ

ትካላት ረድኤት ሕቡራት ሃገራት እቲ ኣብ ሞንጐ እስራኤልን ሓማስን ዝቕጽል ዘሎ ጐንጺ ጠጠው ክብል ይሓታ ኣለዋ። ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ግን፡ ምቁራጽ ተጻብኦ “ንሓማስ ኢድ ምሃብ’ዩ” ብምባል ነቲ ዝቐርብ ዘሎ ጻውዒታት ነጺጉ።

ቀጥታዊ ሸፈነ

  1. ኤርትራን ግብጺን ዝተፈላለየ ስምምዓት ፈሪመን

  2. ዶናልድ ትራምፕ፡ ንመደባት ንዩክለር ኢራን ን20 ዓመታት ደው ምባል እኹል'ዩ ኢሉ

  3. ነታንያሁ ኣብ እዋን ኲናት ኢራን 'ብምስጢር ናብ ኢማራት በጺሐ' ይብል፡ ኢማራት ግን ካልእ

  4. ኤርትራ፡ ፍሉይ ልኡኽ ሰብኣዊ መሰላት ክቕጽልን ተሓታትነት ክሰፍንን ዘይመንግስታውያን ማሕበራት ጸዊዐን

  5. ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ልዕሊ እስራኤላውያን ሰፋሮ ዘጽደቖ እገዳ

  6. ኣቦኡ ቀቢሩ ምስ ተመልሰ፡ እስራኤላውያን ሰፋሮ ነቲ ሬሳ ክፍሕሮ ኣገዲዶሞ

  7. ትራምፕ፡ ኢራን ንእማመ ምቍራጽ ኲናት ኣመሪካ ዝሃበቶ ምላሽ 'ፍጹም ተቐባልነት የብሉን' ኢሉ

  8. ኢራን፡ 'ዘይሓላፍነታዊ ወተሃደራዊ ስጕምቲ' ክትብል ንኣመሪካ ከሲሳ

  9. ኤርትራ፡ ሓድሽ ምዕራፍ ድጂታዊ ሓበሬታ ጀሚራ

  10. ኣብ ሓወልቲ ድንግል ማርያም ዝተፈጸመ 'ጽዩፍ' ተግባር ወተሃደር እስራኤል

  11. ትራምፕ፡'14 ነጥብታት' ኣብ ዘለወሉ ኲናት ኢራን 'ብቕልጡፍ ከም ዘብቅዕ ኣተንቢሁ

  12. ስርሒት ሓርነት፡ ብዛዕባ ፈተነ ምስባር ዕጽዋ መጻብቦ ሆርሙዝ እንታይ ንፈልጥ?

  13. እስራኤል ኣብ ደቡባዊ ሊባኖስ ብዝፈጸመቶ መጥቃዕቲ ሓያለ ሰባት ተቐቲሎም

  14. ምስሕሓብ ትራምፕን ኮንግረስን፡ ስልጣን ምቕጻል ውግእን ጉዳይ ምቍራጽ ተዅሲን

  15. ካብ ጆን ፎስተር ዳላስ ክሳዕ ማሳድ ቡሎስ፡ ዝተሓላለኸ ምዕራፋት ዝምድና ኣስመራን ዋሽንግተንን

  16. ሰራዊት እስራኤል ኣብ ሊባኖስ ዝጀመሮ ሓደሽ መጥቃዕቲ

  17. በንያሚን ናታንያሁ ንኣዋርሕ ዝሓብኦ ናይ ጥዕና ምስጢር

  18. ዝለሓዀ ኢመይል ፔንታጎን፡ ኣመሪካ ንኣባላት ኔቶ ክትቀጽዕ ድያ?

  19. ካብ ነዳዲ ናብ ኮንዶም፡ ጽልዋ ውግእ ኢራን ኣብ ዓለማዊ ዕዳጋታት

  20. ትራምፕ፡ ንገደብ ግዜ ምቍራጽ ተዅሲ ንምንታይ ኣናዊሑዎ?