እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።

ናብ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታ ንምብጻሕ [መላግቦ ‘ምሉእ ትሕዝቶ’] ተጠቐሙ

ብዛዕባ ዳታ ምቝጣብ ንምፍላጥ ኣብዚ መላግቦ ነዚ ዝገልጽ ዓንቀጽ ጠውቑ

ኔታንያሁ፡ ‘እዚ እዋን ኲናት’ዩ’ ብምባል ምስ ሓማስ ተኹሲ ደው ምባል ነጺጕ

ትካላት ረድኤት ሕቡራት ሃገራት እቲ ኣብ ሞንጐ እስራኤልን ሓማስን ዝቕጽል ዘሎ ጐንጺ ጠጠው ክብል ይሓታ ኣለዋ። ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንጃሚን ኔታንያሁ ግን፡ ምቁራጽ ተጻብኦ “ንሓማስ ኢድ ምሃብ’ዩ” ብምባል ነቲ ዝቐርብ ዘሎ ጻውዒታት ነጺጉ።

ቀጥታዊ ሸፈነ

  1. ደቡብ ኣፍሪቃ ንእስራኤል ‘ብተግባራት ዓሌት ምጽናት' ከሲሳታ

  2. ጕጅለ እስላማዊ መንግስቲ - ዳዕሽ ኣብ 2023 ኣበይ ኣሎ?

  3. ጳጳስ ፍራንሲስ፡ ‘ኲናት ቓዛ ይኣክል’

  4. ቤተልሄም፡ ጽንብል ልደት ሓሪምዋ 'ምስ ጽላሎታ' ትበኣስ ዘላ ከተማ

  5. በንያሚን ነታንያሁ፡ እስራኤል 'ከቢድ ዋጋ ትኸፍል ኣላ’

  6. እስራኤል ኣብ መዓስከር ብዝፈጸመቶ መጥቃዕቲ ኣየር 70 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊጹ

  7. 'ኣማእቲ ኣባላት ሓማስን እስላማዊ ጅሃድን ኣብ ቀይዲ ኣትዮም' - እስራኤል

  8. ኣመሪካ፡ ሓንቲ ናይ ፅዕነት መርከብ ብሰብ-ኣልቦ-ነፋሪት ኢራን ከምዝተሃርመት ኣፍሊጣ

  9. ሕቡራት ሃገራት ተወሳኺ ሓገዝ ኣብ ዝፅውዐሉ እስራኤል ኣብ ቃዛ ደብዳባት ቀፂላ

  10. ኣመሪካ ትመርሖ ሓድሽ ወተሃደራዊ ተበግሶ ኣብ ቀይሕ ባሕርን ወሽመጥ ዓደንን

  11. ሓማስ ኵናት ከየብቅዐ ጅሆ ዝሓዞም ከም ዘይፈትሕ ኣፍሊጡ

  12. ኣብ ሱዳን ዝተረፉ ተጋሩ ኣባላት ዓቃቢ ሰላም እንታይ ይብሉ?

  13. ኢጣልያ 1500 ስደተኛታት ካብ ሊብያ ክትወስድ እያ

  14. ሓማስ ጅሆ ናይ ዝተትሓዙ ሰለስተ ሽማግለ እስራኤላውያን ቪድዮ ዘርጊሑ

  15. ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣንጸላልዩ ዘሎ ስግኣትን ሳዕቤናቱን እንታይ እዩ?

  16. ያሲር ዓረፋት ዝዕመማ ዝነበረ መጠምጠምያ ብኸመይ ኣርማ ተቓለስቲ ኮይና?

  17. እስራኤል ዝቐተለቶም ጅሆ ብተረፍ ምግቢ ምሕጽንታ ጽሒፎም ነይሮም

  18. ጋዜጠኛ ኣልጀዚራ ኣብ መጥቃዕቲ ሰብ ኣልቦ ነፋሪት ቓዛ ተቐቲሉ

  19. ስለምንታይ ኣሜሪካውያን ሓለውቲ ከብቲ ናብ እስራኤል ዝኸዱ ዘለዉ?

  20. ሰራዊት እስራኤል ኣብ ጋዛ ጅሆ ተታሒዞም ዝነበሩ ሰለስተ ዜጋታቱ ቀቲሉ