ብሰንኪ ኣብ ቀጠር ዘሎ ከቢድ ሙቐት በዓል ቤታ ዝሰኣነት ኔፓላዊት
Published
ብሰንኪ ኣብ ሃገራት ወሽመጥ ባሕሪ እንዳወሰኸ ዝመጽእ ዘሎ መጠን ዋዒ ብዙሓት ሰባት ግዳይ ሞት ይኾኑ ከም ዘለዉ ሰነዳዊ ፊልም ቢቢሲ የረድእ። ንኣብነት ኣብ ኳታር ካብ 2015 ንድሓር ኣብ ዘሎ ግዜ ልዕሊ 2 ሽሕ ኔፓላውያን ሰራሕተኛታት ብሙቐት ከምዝሞቱ ይግለጽ።