ጽንብል በዓል መስቀል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብምስሊ

Published

ዓመታዊ በዓል መስቀል ኣብ ርእሰከተማ ኣዲስ ኣበባ ብድምቀት ይጽንበል ኣሎ።

ኣብቲ ከምቲ ልሙድ ኣብ ሜዳ 'መስቀል ኣደባባይ' ዝተኻየደ ስነስርዓት፡ መራሕቲ ሃይማኖት፡ ላዕለዎት ሰበስልጣን መንግስትን ዲፕሎማሰኛታትን ተሳቲፎም።

ብርክት ዝበለ ህዝቢ'ውን ነቲ ሃይማኖታዊ ጽንብል ንምርኣይ ናብቲ ቦታ ከምዝወሓዘ ጸብጻባት ካብታ ከተማ ሓቢሮም።

እዞም ዝስዕቡ ምሩጻት ስእልታት እቲ በዓል በኸመይ ይጽንበል ከምዘሎ ዘርእዩ እዮም።