ኤርትራ፡ ምስልታት ጽንብል በዓል መስቀል

ኣስመራ፡ ዳሜራ መስቀል ኣብ ሜዳ ባሕቲ መስከረም

ምንጪ ስእሊ, Yemane G. Meskel/X

መግለጺ ስእሊ, ኣስመራ፡ ዳሜራ መስቀል ኣብ ሜዳ ባሕቲ መስከረም
Published
ንባብ: 1 ደቓይቕ

በዓል መስቀል ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኤርትራ ከምዝተጸንበለ ጸብጻባት ካብታ ሃገር ሓቢሮም።

ኣብቲ ሎሚ ዓርቢ ኣብ ርእሰከተማ ኣስመራ ዝተኻየደ ውግዓዊ ስነስርዓት፡ ላዕለዎት መራሕቲ ሃይማኖት፡ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ኣመንቲ፡ ሰብመዚን ዲፕሎማሰኛታትን ተረኺቦም ነይሮም።

ጳጳሳት ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ነቲ ኣብቲ ቀጽሪ ተዳልዩ ዝነበረ ዳሜራ ወሊዖም።

ካህናትን መዘምራንን ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ኣብ ቅሳሰን ማህሌትን

ምንጪ ስእሊ, Yemane G. Meskel/X

መግለጺ ስእሊ, ኣብቲ ጽንብል ዝተሳተፉ ካህናትን መዘምራንን ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን
ብላዕለዎት ጳጳሳት ዝተመርሐ ስርዓተ ጸሎትን ቅዳሰን

ምንጪ ስእሊ, Yemane G. Meskel/X

መግለጺ ስእሊ, ብላዕለዎት ጳጳሳት ዝተመርሐ ስርዓተ ጸሎትን ምህለላን
ብዕንባባታት ዝወቀበ መደረኽ ካህናትን ዲያቆናትን

ምንጪ ስእሊ, Yemane G. Meskel/X

መግለጺ ስእሊ, ብዕንባባታት ዝወቀበ መድረኽ ካህናትን ዲያቆናትን
ዓቃቢ መንበር ሲኖዶስ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኣቡነ ጴጥሮስ

ምንጪ ስእሊ, Eri-TV

መግለጺ ስእሊ, ዓቃቢ መንበር ሲኖዶስ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኣቡነ ጴጥሮስ ንዳሜራ ብኣርባዕተ ማእዝን ባሪኾም
ኣመሓዳሪ ዞባ ማእከል ብርሃነ ኣሕፈሮምን ኣቡነ ጴጥሮስን ብሓባር ንዳሜራ ወሊዖም

ምንጪ ስእሊ, Eri-TV

መግለጺ ስእሊ, ኣመሓዳሪ ዞባ ማእከል ፍሳህየ ሃይለ ኣቡነ ጴጥሮስን ብሓባር ንዳሜራ ወሊዖም