ስእላዊ መግለጺ ቀውዒ ከባቢ ዘላምበሳ

Published

ቢቢሲ ኣብ ርክብ ህዝብታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ዘተኮረ ሰነዳዊ ፊልም የሰናድእ ኣሎ:: ኣባል ናብቲ ዋኒን ዝወፈሩ ጉጅለ ጋዜጠኛታት ቢቢሲ ዝኾነ፡ ግርማይ ገብሩ: ኣብ ከባቢ ዘላምበሳ: ንቀውዕን ተዛመድቲ ጉዳያትን ዘንጸባርቑ ስእልታት ልኢኹልና'ሎ::

ዓውዲ ኣብ ኣምበሰተ ገለባ
መግለጺ ስእሊ, ዓውዲ ኣብ ኣምበሰተ ገለባ
ቅናት ኣደይ ማርያም፡ ኣብ ዝባን ሑፃ
መግለጺ ስእሊ, 'ቅናት ኣደይ ማርያም'፡ ኣብ ዝባን ሑፃ ከባቢ ዘላምበሳ
ዕዳጋ ኣስቤዛ ኣብ ዘላምበሳ
መግለጺ ስእሊ, ዕዳጋ ኣስቤዛ ኣብ ዘላምበሳ
ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ኣብ ዕዳጋ ዘላምበሳ
መግለጺ ስእሊ, ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ኣብ ዕዳጋ ዘላምበሳ
ዓውዲ መኼዳ ኣብ ከባቢ ዘላምበሳ
መግለጺ ስእሊ, ዓውዲ መኼዳ ኣብ ከባቢ ዘላምበሳ
ኣብ ከባቢ ዘላምበሳ ኣንከራርዩ ወሪዱ መገዲ ዝዓፀወ ዓብዪ እምኒ
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ከባቢ ዘላምበሳ ብሰንኪ ዝወቐዐ ሓያል ማይ፡ ኣንከራርዩ ወሪዱ መገዲ ዝዓፀወ ዓብዪ እምኒ
ቅልዋ እተዳሉ ሰበይቲ፡ ዘላምበሳ
መግለጺ ስእሊ, ኣብ ዘላምበሳ ኣብ ስራሕቲ ህንፀት ንዘለዉ ሸቃሎ ዝቐርብ ቅልዋ