ስእላዊ መግለጺ ቀውዒ ከባቢ ዘላምበሳ

Published

ቢቢሲ ኣብ ርክብ ህዝብታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ዘተኮረ ሰነዳዊ ፊልም የሰናድእ ኣሎ:: ኣባል ናብቲ ዋኒን ዝወፈሩ ጉጅለ ጋዜጠኛታት ቢቢሲ ዝኾነ፡ ግርማይ ገብሩ: ኣብ ከባቢ ዘላምበሳ: ንቀውዕን ተዛመድቲ ጉዳያትን ዘንጸባርቑ ስእልታት ልኢኹልና'ሎ::