ተልሂት ኣብ ቅድሚ ንጉስ፡ ናይዚ ሰሙን ምሩፃት ስእልታት ኣፍሪቃ

Published

ካብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኣፍሪቃ ዝተኣኻኸቡ ምሩፃት ስእልታት።

ዜጋታት ስዋዚላንድ፡ ንመበል 50 ዓመት ናፅነት ሃገሮምን መበል 50 ዓመት መዓልቲ ልደት ንጉስ ሳዋቲ ሳልሳይን ንምኽባር ብቀለማት ዝወቀበ ክዳን ተኸዲኖም

ምንጪ ስእሊ, Taiwan presidential office

መግለጺ ስእሊ, ዜጋታት ስዋዚላንድ፡ ንመበል 50 ዓመት ናፅነት ሃገሮምን መበል 50 ዓመት መዓልቲ ልደት ንጉስ ሳዋቲ ሳልሳይን ንምኽባር ብቀለማት ዝወቀበ ክዳን ተኸዲኖም
ዓመታዊ ፌስቲቫል ኣፍሪካበርን፡ ብኽፋል በረኻ ኣብ ዝኾነት ዞባ ደቡብ ኣፍሪካ

ምንጪ ስእሊ, EPA

መግለጺ ስእሊ, ዓመታዊ ፌስቲቫል ኣፍሪካበርን፡ ብኽፋል በረኻ ኣብ ዝኾነት ዞባ ደቡብ ኣፍሪካ
ኣብቲ ፌስቲቫል፡ ነዚ ገፁ ዝሸፈነ ሰብ ሓዊሱ ክሳብ 13 ሽሕ ሰባት ተሳተፍቲ ኮይኖም ነይሮም።

ምንጪ ስእሊ, EPA

መግለጺ ስእሊ, ኣብቲ ፌስቲቫል፡ ነዚ ገፁ ዝሸፈነ ሰብ ሓዊሱ ክሳብ 13 ሽሕ ሰባት ተሳተፍቲ ኮይኖም ነይሮም።
ኣብ ሰዓት 1.6 ዶላር ክፍሊት ንዝብል ተቓውሞ ዘስምዑ ደቡብ ኣፍሪቃውያን

ምንጪ ስእሊ, EPA

መግለጺ ስእሊ, ደቡብ ኣፍሪቃ-ኬፕታውን፡ እዚ ሰብኣይ ግን ኣብ ዝተፈለየ ስምዒት'ዩ ዘሎ። ንዝሓሸ መሃያ ተቓውሞ የስምዕ ኣሎ።
እዘን ደቀኣንስትዮ ስዋዚላንድ፡ ንበዓል ናፅነትን መዓልቲ ልደት ንጉሰንን ከድምቓ ዝወፃ እየን።

ምንጪ ስእሊ, Taiwan presidential office

መግለጺ ስእሊ, እዘን ደቀኣንስትዮ ስዋዚላንድ፡ ንበዓል ናፅነትን መዓልቲ ልደት ንጉሰንን ከድምቓ ዝወፃ እየን።
ንጉስ ስዋቲ ሳልሳይ፡ ናይ ክብሪ ጋሽኦም ፕረዚደንት ታይዋን ሳይ ኢንግ-ዌን ኣብ ጎኖም ኮይነን ኬክ እናቖረሱ

ምንጪ ስእሊ, Taiwan presidential office

መግለጺ ስእሊ, ንጉስ ስዋቲ ሳልሳይ፡ ናይ ክብሪ ጋሽኦም ፕረዚደንት ታይዋን ሳይ ኢንግ-ዌን ኣብ ጎኖም ኮይነን ኬክ እናቖረሱ
መበል 24 ዓመት ዓሌታዊ ምፅናት (ዘርኣዊ ጨፍጫፍ) ሩዋንዳ ንምዝካር፡ ኣብ ዩጋንዳ ናብ ዘሎ መዘከርታ ከይደን ዕምባ ዘቕመጣ ደቀኣንስትዮ

ምንጪ ስእሊ, AFP

መግለጺ ስእሊ, መበል 24 ዓመት ዓሌታዊ ምፅናት (ዘርኣዊ ጨፍጫፍ) ሩዋንዳ ንምዝካር፡ ኣብ ዩጋንዳ ናብ ዘሎ መዘከርታ ከይደን ዕምባ ዘቕመጣ ደቀኣንስትዮ
ኣብ መዝገብ ሓድግታት ዓለም ካብ ሞንጎ ተመዝገቡ ፡ ኣብ ሱዳን ዝርከብ 'ፒራሚድ' (ኣርኪዮሎጂያዊ ቦታ ባጃራዊያ)

ምንጪ ስእሊ, AFP

መግለጺ ስእሊ, ኣብ መዝገብ ሓድግታት ዓለም ካብ ሞንጎ ተመዝገቡ ፡ ኣብ ሱዳን ዝርከብ 'ፒራሚድ' (ኣርኪዮሎጂያዊ ቦታ ባጃራዊያ)
ቱኒዝያ ከተማ ግሮምባሊያ፡ ካብ ጭቃ ኣብ ዝተሰርሐ ባህላዊ መብሰሊ ቕጫ ዝስንክታ ኣደ

ምንጪ ስእሊ, Reuters

መግለጺ ስእሊ, ቱኒዝያ ከተማ ግሮምባሊያ፡ ካብ ጭቃ ኣብ ዝተሰርሐ ባህላዊ መብሰሊ ቕጫ ዝስንክታ ኣደ

ስእልታት ካብ AFP, Getty Images, Reuters ን EPA