ብዝሒ ኣብ ኢትዮጵያ ብኮሮናቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት 6 በጺሑ

ምንጪ ስእሊ, Getty Images
ኣብ ኢትዮጵያ ብዝሒ ብኮሮናቫይረስ ከምዝተለኸፉ ዝተረጋገጸ ሰባት 6 በጺሑ ኣሎ።
ብሰሉስ በቲ ቫይረስ ዝተለኸፈ ሻድሻይ ሰብ፡ ኣብ ኢትዮጵያ ከምዝተረኸበ ዝገለጸት ሚኒስተር ጥዕና ኢትዮጵያ ሊያ ታደሰ፡ ካብ ዱባይ ናብ ኢትዮጵያ
ዝተመለሰት ጓል 59 እንግሊዛዊት ዲፕሎማት እቲ ቫይረስ ከምዝተረኸባ ገሊጻ።
ንኮሮናቫይረስ ዝምልከቱ ሓደሽቲ ምዕባለታት፣ ዝርገሐ ናይቲ ሕማም ንምግታእ ብዛዕባ ዝግበሩ ንጥፈታት፡ ከምኡ ድማ ንርእስኹም ካብቲ ሕማም ንምክልኻል ዘኽእልኹም ማዕዳታት፡ ቢቢሲ ትግርኛ ኣብዚ ቀጥታዊ ጸብጻብ ከቕርበልኩም እዩ።