ጽምብል ጥምቀት ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት ኢትዮጵያ

Published

በብዓመቱ ጥሪ 11 ዝኽበር በዓል ጥምቀት ሎሚ ዓመት እውን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ።

ኣብ ድሮ በዓል ጥምቀት፡ ታቦት ካብ ኣብያተ ክርስቲያናት ኦርቶዶክስ ብህዝቢ ተዓጂቦም ናብቲ በዓል ጥምቀት ዝኽበረሉ ቦታ ከም ዝኸዱ ይፍለጥ።

ሎሚ ሓሙስ 11 ጥሪ 2015 ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት እታ ሃገር ብፍላይ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ጎንደርን ብዙሓት ሰባት ኣብቲ ጽምብላት ተሳቲፎም።

ገለ ካብቲ ዝነበረ ኣከባብራ ዘርእዩ ስእልታት ኣቕሪብናልኩም ኣለና።

ኣዲስ ኣበባ

ምንጪ ስእሊ, ADDIS ABABA CITY

መግለጺ ስእሊ, ኣዲስ ኣበባ
ኣዲስ ኣበባ

ምንጪ ስእሊ, ADDIS ABABA CITY

መግለጺ ስእሊ, ኣዲስ ኣበባ
ኣዲስ ኣበባ

ምንጪ ስእሊ, ADDIA ABABA CITY

መግለጺ ስእሊ, ኣዲስ ኣበባ
ድሮ ጥምቀት፡ ጎንደር

ምንጪ ስእሊ, GONDAR CITY COMMUNICATION

መግለጺ ስእሊ, ጎንደር
ጥምቀት፡ ጎንደር

ምንጪ ስእሊ, GONDAR CITY COMMUNICATION

መግለጺ ስእሊ, ጎንደር
ጎንደር

ምንጪ ስእሊ, GONDAR CITY COMMUNICATION

መግለጺ ስእሊ, ጎንደር
ጎንደር

ምንጪ ስእሊ, APP

መግለጺ ስእሊ, ጎንደር
ጋምቤላ

ምንጪ ስእሊ, GAMBELLA REGION

መግለጺ ስእሊ, ጋምቤላ
ጋምቤላ

ምንጪ ስእሊ, GAMBELLA REGION

መግለጺ ስእሊ, ጋምቤላ
ኣብ ሓይቅ ዝዋይ፡ ኦሮምያ

ምንጪ ስእሊ, VISIT OROMIA

መግለጺ ስእሊ, ኣብ ሓይቅ ዝዋይ፡ ኦሮምያ
ኣብ ሓይቅ ዝዋይ፡ ኦሮምያ

ምንጪ ስእሊ, VISIT OROMIA

መግለጺ ስእሊ, ኣብ ሓይቅ ዝዋይ፡ ኦሮምያ
ኣርባ ምንጭ

ምንጪ ስእሊ, SOUTH COMMUNICATION

መግለጺ ስእሊ, ኣርባ ምንጭ
ኣርባምንጭ

ምንጪ ስእሊ, SOUTH COMMUNICATION

መግለጺ ስእሊ, ኣርባምንጭ
ደብረብርሃን

ምንጪ ስእሊ, NORTH SHEWA COMMUNICATION

መግለጺ ስእሊ, ደብረብርሃን