ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ኣብ ኣዲስ ኣበባ

Published
ብብዓመቱ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ኦሮምያ ዝኽበር በዓል ኢሬቻ፡ ቀዳም 21 መስከረም 2015 ዓ.ም. ኣብ ኣዲስ ኣበባ፡ ብዝሒ ህዝቢ ኣብ ዝተረኽበሉ ተኸቢሩ ውዒሉ።
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ንጉሆ ጀሚሩ ብዝተፈላለዩ ስነ-ስርዓታት ዝኽበር ዘሎ በዓል ኢሬቻ ዝምለከት ገለ ስእልታት እነሆ።