'ናበይ ኢና እንኸዶ?' ፍልስጤማውያን

Published

ካብ ቓዛ ተመዛቢሎም ኣብ ራፋሕ ዝርከቡ ፍልስጤማውያን፡ እስራኤል ኣብቲ ከባቢ ወተሃደራዊ መጥቃዕቲ ከይትፍጽም ስግኣት ስለዝሓደሮም ስግኣቶም ሰማይ ዓሪጉ’ሎ።