ሶርያ ኣብ ትሕቲ መን እያ ዘላ?

Published
ንባብ: 1 ደቓይቕ

ንኣስታት 13 ዓመታት ብኵናት ሓድሕድ ክትሕመስ ዝጸንሐት ሶርያ ናብ ኣርባዕተ ሓይልታት ዝተመቓቐለት ኮይና ኢድ ኣታውነት ምዕራባውያን ኮነ ሩስያ ነቲ ኩነታት ክጋደድ ገይርዎ’ዩ።