እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ኣብ ኣዲስ ኣበባ
Published
በዓል ኢሬቻ፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሆረ ፊንፊኔ ሎሚ ቀዳም 26 መስከረም 2016 [ግእዝ]፡ ካብ ንግሆ ጀሚሩ ይኽበር ኣሎ።
ብዙሓት ዕዱማት ነዚ በዓል ንምጽንባል ካብ ትማሊ ለይቲ ጀሚሮም ኢሬቻ ኣብ ዝኽበረሉ ሆረ ፊንፊኔ ትረኺቦም፤ ጽንብል እዚ በዓል ድማ ብምረቓ ኣባ ገዳታት ተጀሚሩ።
እዚ ብዙሕ ህዝቢ ዝተረኸበሉ በዓል ኢሬቻ ዘርእዩ ኣሳእል እንሀዉ፤