ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ኣብ ኣዲስ ኣበባ

Published

በዓል ኢሬቻ፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሆረ ፊንፊኔ ሎሚ ቀዳም 26 መስከረም 2016 [ግእዝ]፡ ካብ ንግሆ ጀሚሩ ይኽበር ኣሎ።

ብዙሓት ዕዱማት ነዚ በዓል ንምጽንባል ካብ ትማሊ ለይቲ ጀሚሮም ኢሬቻ ኣብ ዝኽበረሉ ሆረ ፊንፊኔ ትረኺቦም፤ ጽንብል እዚ በዓል ድማ ብምረቓ ኣባ ገዳታት ተጀሚሩ።

እዚ ብዙሕ ህዝቢ ዝተረኸበሉ በዓል ኢሬቻ ዘርእዩ ኣሳእል እንሀዉ፤

ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብስእሊ
መግለጺ ስእሊ, ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብስእሊ
ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብስእሊ
ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብስእሊ
ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብስእሊ
ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብስእሊ
ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብስእሊ
ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብስእሊ
ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብስእሊ
ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብስእሊ
ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብስእሊ
ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብስእሊ
ኣከባብራ በዓል ኢሬቻ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብስእሊ