70 ዓመታት ንግስነት ንግስቲ ኤልሳቤጥ ዳግማዊት

መግለጺ ቪድዮ, 70 ዓመታት ንግስነት ንግስቲ ኤልሳቤጥ ዳግማዊት
Published

ን70 ዓመታት ንብሪጣንያ ዝመርሓ ንግስቲ ኤልሳቤጥ ዳግማዊት፡ ኣብ መበል 96 ዓመተን ዓሪፈን። ንሰን ኣብ ዘመን ንግስነተን ኣብ ዓለም ብዙሕ ለውጢ ዝራኣያን፡ ካብ ሂወት ህዝብታት ብሪጣንያን ኮመን ዌልዝን ዘይተፈልያ'የን ነይረን።