ኣብ ወጻኢ ንዝተወለዱ ህጻናት ብቋንቋ ኣደ እተዘናግዕ ቡቡ በለስ

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ ወጻኢ ንዝተወለዱ ህጻናት ብቋንቋ ኣደ እተዘናግዕ ቡቡ በለስ
Published

ኣብ ርእሰ ከተማ ዩጋንዳ ካምፓላ ማእኸል ገይራ እትካየድ ቡቡ በለስ ዩቱብ ቻነል ንኣብ ወጻኢ ተወሊዶም ዝዓበዩ ቆልዑት ብትግርኛ ትምህርን ተዘናገግዕን ኣላ።