ብመጥቃዕቲ ነፈርቲ ሩስያ ሽማግለታት እንከይተረፈ ግዳያት ኮይኖም ተባሂሉ

መግለጺ ቪድዮ, ብሰንኪ መጥቃዕቲ ነፈርቲ ሩስያ ግዳያት ዝኾኑ ሰለማውያን ሰባት
Published

ሓይሊ ኣየር ሩስያ ኣብ ሓደ ጎደና መንበሪ ኣባይቲ ከተማ ኪቭ ብዝወሰዶ መጥቃዕቲ ብዕድመ ዝደፍኡ ሰባት እንከይተረፈ ግዳያት ከምዝኾኑ ተገሊጹ። መንግስቲ ዩክረይን ዕርቀ ሰላም ክግበር ብተደጋጋሚ ይጽውዕ ኣሎ።