ብመጥቃዕቲ ኣየር ሩስያ ዝዓነወ ሆስፒታል ኣደታትን ህጻናትን

Published

ኣብ ዩክረይን ማርዩፖል ዝመደብሩ ሆስፒታል ኣደታትን ህጻናትን ዓንዩ። እቲ መጥቃዕቲ ብነፈርቲ ሩስያ ከምዝተፈጸመ ሰበ ስልጣን ዩክረይን ገሊጾም።