ብመጥቃዕቲ ኣየር ሩስያ ዝዓነወ ሆስፒታል ኣደታትን ህጻናትን

መግለጺ ቪድዮ, ብመጥቃዕቲ ኣየር ሩስያ ዝዓነወ ሆስፒታል ኣደታትን ህጻናትን
Published

ኣብ ዩክረይን ማርዩፖል ዝመደብሩ ሆስፒታል ኣደታትን ህጻናትን ዓንዩ። እቲ መጥቃዕቲ ብነፈርቲ ሩስያ ከምዝተፈጸመ ሰበ ስልጣን ዩክረይን ገሊጾም።