ዩክረይን ስለምንታይ'ያ ነፈርቲ ኣብ ክሊ ኣየራ ከይበራ ትሓትት ዘላ?
Published
ዩክረይን ብሰንኪ እቲ ምስ ሩስያ እተካይዶ ዘላ ኵናት፡ ግዝኣታ ካብ መጥቃዕቲ ነፈርቲ ሩስያ ንምድሓን ኢላ ምዕራባውያን ንክሊ ኣየራ ካብ በረራ ነፈርቲ ናጻ ክኸውን ትሓትት ኣላ። እንተኾነ ኔቶ ንሕቶ ዩክረይን ቅቡል ኣይገበሮን። ምኽንያቱ ድማ ነቲ ኩነታት ናብ ዝኸፍአ መገዲ ከምርሖ ይኽእል እዩ ዝብል ገምጋም ስለዘለዎ እዩ።


