ድሕሪ 75 ዓመት ዝተራኸቡ ክልተ ኣሕዋት

መግለጺ ቪድዮ, ን75 ዓመታት ተጣፊኦም ዝነበሩ ኣሕዋት ተራኺቦም
Published

መሓመድን ሓቢብን ኣብ 1947 [ኣቆጻጽራ ፈረንጂ] ህንዲ ኣብ ክልተ ምስተመቐለት ሓዲኦም ኣብ ህንዲ ተሪፎም፤ ሓዲኦም ድማ ናብ ፓኪስታን ከይዶም። እዞም ክልተ ኣሕዋት ንመጀመርታ ግዜ ድሕሪ ናይ 75 ዓመታት ጻኒሒት ተራኺቦም።