ስርዓተ ቀብሪ ናይቲ ኣብ ዒላ ተቐርቂሩ ዝሞተ ህጻን ርያን ተፈጺሙ

መግለጺ ቪድዮ, ስርዓተ ቀብሪ ናይቲ ኣብ ዒላ ተቐርቂሩ ዝሞተ ህጻን ርያን ተፈጺሙ
Published

ስርዓተ ቀብሪ ናይቲ ቆላሕታ ማሕበረሰብ ዓለም ስሒቡ ዝቐነየ ሞሮካዊ ህጻን ርያን ተፈጺሙ። ብዙሓት ሰባት ብኽንደይ መከራ ካብ ዒላ ምስወጽአ ብሕይወት ዘሎ መሲልዎም ዓሊሎም'ኳ እንተነበሩ ሞይቱ ከምዝተረኸበ ምስተነገረ ግን እቲ ታሕጓስ ናብ ሓዘን ተቐይሩ።