ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ንተግባራት ምንዝርና ዝሽየጣ ዘለዋ ደቂ ኣንስትዮ ሮማንያ
Published
ብዙሓት ደቂ ኣንስትዮ ሮማንያ ብኣስገርቲ ሰባት ተታሊለን ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ንተግባራት ጾታዊ ርክብ ከምዝሽየጣ ምርመራ ፖሊስ ዓባይ ብሪጣንያ ኣመላኺቱ። ካብተን ንመሸጣ ምንዝርና ዝውዕላ ኣዋልድ ደቂ 12 ዓመት ደቂ ኣንስትዮ ከምዝርከበን ተሓቢሩ።